Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኮንዶሚኒየም ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ሓደ ህፃን እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ ክልተ ቆልዑት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ኣብ ዝርከብ ሓደ ኮንደሚኒየም ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ሓደ ህፃን እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ ክልተ ቆልዑት ጉድኣት በፂሑ። እቲ ሓደጋ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 4 ኣራብሳ ኮንደሚኒየም ብሎክ 34…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካበ ተሓታትነት ገበን ናጻ ምግባር እቲ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ኣየኽእልን – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካበ ተሓታትነት ገበን ናጻ ምግባር እቲ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ኣየኽእልን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ዶክተር ሄንሪክ ቱን…

ማሕበር ቀይሕመስቀል ኢትዮጵያ ካብ ክልል ኦሮሚያ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደብረብርሃን ንዝርከቡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕመስቀል ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኦሮሚያ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደብረብርሃን ንዝርከቡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ዘካተተ 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ከምዝኾነ ኣብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 68 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጎምሩኽን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 68 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ምግቢ ተንከፍን ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ቻይና፥ ሩሲያን ዩክሬንን ጎንፂ ካብ ዘበኣእስ ተግባር ተዓቂበን ወጥሪ ንኸኽድኣ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ሩሲያን ዩክሬንን ጎንፂ ካብ ዘበኣእስ ተግባር ተዓቂበን ወጥሪ ንኸኽድኣ ኣተሓሳሲባ። ቻይና ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ፥ ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ዝሳተፉ ኣካላት ኩሎም ካብ ዘበኣእሱ ተግባራት ንኽቀቡ ፃውዒት ኣቕሪባ። ቅድም ክብል ቀዋሚ ተወካሊ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና እንተካይዶ ዝነበረ ኣኼባ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና እንተካይዶ ዝነበረ ኣኼባ ሎሚ መዓልቲ ዛዚሙ። እቲ ኮሚቴ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊን ስራሕቲ ፓርቲን ብምዝታይ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝካየዱ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቐመጠ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…

ሰብ ሃፍቲ ቤልጂም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ኣብ ዘፈራት ንግዲ፣ ቱሪዝምን ኢንቨስትመንት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምስ ዳይሬክተር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዋሎኒያ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝኾኑ ኤሪክ ዲ ሴኢሌኢስኪ ውፅኢታዊ ዘተ ምግባረን ገሊፀን፡፡…

ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ዋና መራሒ ጦር ኮይኑ እናርሐ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ንመንግስቲ ኢዱ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ጋነግ) ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ዋና መራሒ ጦር ኮይኑ እናርሐ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣይተ ዛን ዱዌር ብሰላማዊ መገዲ ንምቅላስ ንመንግስቲ ኢዱ ሂቡ። እቲ ውልቀ ሰብ ቅድም ክብል መንግስቲ እቲ ክልል…

ባንኪ ስንቄ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ስንቄ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ምግቢ ተንከፍን ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ንዞባ ቦረና፣…

ኣፍረይቲ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ይዕዘቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንዝርከቡ ኣፍረይቲ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ይገብር ኣለዉ። ዕድመ ዝተገበረሎም ሰብ ሃፍቲን ተወከልቲ ኩባኒያታትን ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ…