ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንነባርን ሓደሽቲን ጣቢያታት ቴሌቪዥን ሃይማኖት ፍቓድ ምሃብ ክጅመር ኢዩ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ 23 መጋቢት 2014 ዐዓም ጀሚሩ ንነባርን ሓደሽቲን ጣቢያታት ቴሌቪዥን ሃይማኖት ፍቓድ ምሃብ ክጅመር ኢዩ። በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ረቂቕ መምርሒ ብሮድካስት ሃይማኖት ዘተ ይገበር ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ብማህተም በምስኣል ዝፍለጥ ኢትዮጵያዊ ሰኣሊን መምህርን ሃይሌ ክፍሌ፥ ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብምስኣል ኣበርኪቱለን። እቲ ሰኣሊ፥ ተምሳሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ጉአባኤኡ ከሳልጥ ኢዩ። ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝትፈላለዩ ኣጀንዳታት ድሕሪ ምዝታይ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ከልቲኣዊ ዘተ የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ብምቕራብ ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ኣብ ምጥያሽ መንግስቲ እቲ ክልል ዘተ ዝገበረሉ ቃለ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ካብ ምንቅስቓስ ተምሃሮ ጀሚሮም ንነፃነት ህዝቢ ኦሮሞን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ገላሳ ዲልቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Desta Mar 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ገላሳ ዲልቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂኦም፥ “ኦሮሚያ ጠንካራ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤች ኣር 6600 ብተግባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ ዘምፅእን ፃዕሪ ሰላም ዘተዓናቕፍን ኢዩ – ፕሮፌሰር ጆን ኣቢንክ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ጎንግረስ ኣሜሪካ ዝቐረበ ኤች ኣር 6600 ብተግባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ ዘምፅእ፣ ፃዕሪ ሰላም ዘተዓናቕፍን ልምዓት ዴሞክራሲ ዘልምስን ምዃኑ ፕሮፌሰር ጆን ኣቢንክ ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሌይደን ፕሮፌሰር ትምህርቲ ምሕደራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበፃሕነትን ፅሬትን ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ፕሮጀክት22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፋዉንዴሸን ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስ ዝሽፈን ተበፃሕነትን ፅሬትን ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋፅ ኣብ ዝሕግዝ ፕሮጀክት 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ንመላእ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ቀዳማይ ዙር ተመለስቲ ናብ ሃገሮም ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ድሕሪ ሰዓት ድማ ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ምምላሶም ካብ ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ…