ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን እርሻ (ፋኦ) ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን እርሻ (ፋኦ) ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቁ ዶንግዩ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ፍርያትን መፍረያይነትን ምግቢ፣ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዓመታዊ ፓርላሜንታዊ ኮንፈረንስ ምርምር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓመታዊ ፓርላሜንታዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይ ታገሰ ጫፎ ነቲ ኮንፈረንስ ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን፥ ማሕበራዊ፣ ቁጠባዊ፣ ፖለቲካዊን ምምሕዳራዊን ኩነታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ 400 ፍርያታትን ናይ ኣገልግሎትን ደረጃዎታት ብብሔራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦም 400 ፍርያታትን ናይ ኣገልግሎትን ደረጃዎታት ብብሔራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታ ከምዘፅቐ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር መሰረት በቀለ፥ እቲ ኤገጀንሲ ዘፅደቖም ደረጃታት ብዓውዲታት ምግቢን ሕርሻን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሃናፂት ሕጊ ኣገዲዱ ዝደፈረ ፖሊስ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃናፂት ሕጊ ኣገዲዱ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ፖሊስ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ ትማሊ ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ተኸሳሲ ብዝተኸሰሰሉ ገበን ጥፍኣተኛ ኮይኑ ብምርካቡ ኢዩ እቲ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 250 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ከምዝተሓሰበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ 6 ሓምለ ኣብ ዘካይዶ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 250 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ከምዝሓሰበ ገሊፁ። ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነበር ፕሬዚዳንት ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ፣ ሓላፊ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመፃኢ ወለዶ ነረክባ ኢትዮጵያ ኩሉ ብሰላም ዝነብረላን ለምለም ምድሪን ንምግባር ሓቢርና ንስራሕ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ንመፃኢ ወለዶ ነረክባ ኢትዮጵያ ኩሉ ብሰላም ዝነብረላን ለምለም ምድሪን ንምግባር ሓቢርና ንስራሕ” ክብሉ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር “ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ ዕለት ጁምዓ ንነብሱ ብይቕረ በሃላይነት ኣፅኒዑ፣…
ቢዝነስ ቦይንግ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ናብ ምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ናብ ምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ካብ ቦይንግ ኩባንያ፣ ስካይ ቴክኖ ኩባንያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ፓርኪታት ቦሌ ለሚ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምጥንኻር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምጥንኻር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ዣኔዝ ሌናርቺቺን ኣባላት ጉጅለ 13 ሃገራት ኣውሮፓን ኣብ ዩንቨርስቲ ጎንደር ዑደት ገይሮም። ኮሚሽነር ዣኔዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ልዕሊ 138 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ተንከፍ ናብ ትግራይ ተላኢኾም-ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ልዕሊ 138 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ተንከፍ ናብ ትግራይ ተላኢኾም ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚኝን ኣይተ ምትኩ ካሳ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ትግራይ…