ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ትግራይ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 15 ሺሕ ሓረስቶት ደገፍ ምሩፅ ዘርኢ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ትግራይ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 15 ሺሕ ሓረስቶት ደገፍ ምሩፅ ዘርኢ ሂቡ።
እቶም ሓረስቶት ኣብ ማእኸላይ ዞባ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ኣብ ዝርከባ 8 ጣቢያታትን ወረዳ ገፀር ዓድዋ ኣብ ዝርከባ ኣርባዕተ ጣቢያታትን…