Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ኤምባሲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ህንፃ ኤምባሲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ህንዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ህንፃ ኤምባሲ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማኒያም ጃይሻንከር ነቲ ህንፃ መሪቖም ስራሕ ኣጀሚረምዎ። ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ…

ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 ፈላማይ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ጠፈር ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 ፈላማይ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ጠፈር ከምትሃንፅ ኣፍሊጣ። እቲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ኣብ ህዋ ንምህናፅ ዘኽል ብርኪ ምብፃሓ ኣካዳሚ ቴክኖሎጂ ህዋ ቻይና ኣፍሊጡ። ኣብ ህዋ ዘሎ ብርሃን ፀሓይ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ ወርቂ ንምብርትታዕ ካብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ወርቂ 35 ሚኢታዊ ወሰኽ ገይሩ ንምግዛእ ምውሳኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ ወርቂ ንምብርትታዕ ካብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ወርቂ 35 ሚኢታዊ ወሰኽ ገይሩ ንምግዛእ ምውሳኑ ኣፍሊጡ። ማኔጅመንት ከረንሲ ዳይሬክተር እቲ ባንኪ ኣይተ ኣበበ ሰንበቴ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ…

 “ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ”-ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ” ክብሉ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ተዛሪቦም። “ሃይማኖት ንሰላም” በዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ብሚኒስቴር ሰላምን ጉባኤ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ንኽቕፅል ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ንኽቕፅል ኣንፈት ኣቐሚጡ። ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ጉዳይ ፀፅታን እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹ ገሊፁ። ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ጃኒዝ ሊነርሲስ፥ ኣብ ክልል ትግራይን ሶማሌን ዝገበርዎ ዑደት ክልተ መዓልቲ ምዝዛሞም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ ደው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ፣ ግሪክ ደው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ። እቲ በረራ 15 ሓምለ 2014 ዓ.ም ከምዝጅምር እቲ መገዲ ኣየር ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንመፃኢ ትውልዲ ኣብዚ ዙር ሕድ…

ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንምንጋስ ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምእትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንምንጋስ ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ሰላመን ጉዳይ ወፃኢን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዶክተር ዲማ ነገዎ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ጉዳያት ኣውሮፓን ርክብ ወፃኢ ታሕተዋይ ቤት ምኽሪ ጣሊያንን ፒየሮ ፋሲኖ…

ጉባኤ ቻይና-ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ሓድነትን ምክብባር ምዕሳል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምዝታይ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ቻይና-ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ሓድነትን ምክብባር ምዕሳል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምዝታይ ተዛዚሙ። ምዝዛም እቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዝተውሃበ መግለፂ፥ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምሕላው ብሓባር ንምስራሕ ቃል ኣቲዮም።…