Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ኣብ ተረፍ ስራሕቲ ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደራት ኣርባዕቲአን ሃገራት ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ብምድሃብ ኣብቲ ፌስቲቫል ምስዝሳተፋ ኣምባሳደራት ኣርባዕቲአን ሃገራት ኣብ ተረፍ ስራሕቲ ምስ ሚኒስቴር ባሀሊን ስፖርትን ልዝብ ተኻይዱ። ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን፣ ሚኒስቴር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፡- ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ኣይ ሄኖክ ወርቁ ምክልትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ነዳዳዲን ኢነርጂን…

ኩባኒያታት ወፃኢን ሰብ ሃፍቲን ኣብ ዘፈር ሕርሻን ቱሪዝምን ንኽዋፈሩ ፅቡቓት ዕድላት ብስፍሓት ምፍላጥ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዲክ ትሬዲንግን ኣጋር ትካላቱን “ህያባት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምድላው ዘርጊሑ ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብረቱካን ኣያኖ ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ምድላው…

ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንኽትክእል ወሰንቲ ስጉምቲታት ትወስድ ኣላ – ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንኽትክእል ወሰንቲ ስጉምቲታት ትወስድ ኣላ ክብሉ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ ኣድሲና ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሚኒስትራት ልምዓት ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ኣብ ዝበሩዎ ዘተ ከምዝሓበሩዎ፥ ምስ ኲናት ሩሲያን…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዘፈር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብሓር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢተ ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያን እስራኤልን ብሓር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣ ኢንዱስትሪን ዘፈር ውልቀን ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእል እንትኸውን፥ ዘፈር ንግድን ኢንቨስትመንትን…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራትረቂቕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራትረቂቕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ውሳነ ኣሕሊፉ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ በጀት 2015 መንግስቲ ፌዴራል ተዛቲዩ፡፡…

ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ቁፅሪ ተመዛበልቲ ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ቁፅሪ ተመዛበልቲ ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ምዃኑ እቲ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ዶክተር ስቡህ ገበያው፥ በቢእዋኑ ቁፅሪ ተመዛበልቲ እናወሰኸ ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ ብምዃኑ ድማ ኣብ ሰለስተ…

ፖሊስ ፌዴራል ንላዕለዎት መኮንናት ዕቤት መዓርግ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዋና መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንላዕለዎት መኮንናት ዕቤት መዓርግ ይህብ ኣሎ። እቲ ዕቤት መዓርግ ዝተውሃቦም ላዕለዎት መኮንናት ዝሐሸ ብቕዓት ኣመራርሓን ኣፈፃፅማ ስረሖም ብሰራዊት ዝተመስከረሎምን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ላዕለዋይ…

ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ዝተመደቡሉ ቦታ ንማሕበረሰብ ብተኣማንነትን ቅንዕናን ከገልግሉ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተመደቡሉ ቦታ ንማሕበረሰብ ብተኣማንነትን ቅንዕናን ከገልግሉ ከምዝግባእ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣተሓሳሲበን። “ሓዱሽ ፖለቲካዊ ምልከታ - ሓዱሽ ሃገራዊ ዝላ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ብርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሞጆ ከተማ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሞጆ ከተማ ዝርከብ መፍረዪ ጣቢያ ኣቦካዶ ዑደት ይገብር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…