Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮንቬንሽን ቢሮ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥን ምትእስሳር ንምፍጣርን ጀርመን ፍራንክፈርት ኣቲዩ።…

ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ማሕለኻታት ዝፃወሩ ትካላት፤ ብኢንተርፕራይዛት ዝተቓነየ ተግባር ንምንቕቓሕን ምዕባለን ከተማታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ እናተኻየደ…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ገብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ። ኣካቢ እቲ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ፍትሒን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ክልላት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ፅሬት ትምህርቲ ንምድንፋዕ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ሓዱሽ በረራ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ቅድመ ሐዚ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ንምብራር ብኣየርላንድ ደብሊን ኣቢሉ በረራ ይገብር ከምዝነበረ ይፍለጥ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ…