ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025”ን “ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን” Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ሓንፂፃን ኣፅቓን ናብ ስራሕ ምእታዋ ተገሊፁ። ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕድላት ዲጂታል ብምጥቃም ፈጠራ ዝተሓወሶን ኣብ ፍልጠት ዝተመርኮሰ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ተበግሶ ኢዩ። ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ምርምር ሕርሻ 58 ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዘርኢ ጣፍ ተበፃሒ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ 58 ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዘርኢ ጣፍ ንሓረስቶት ተበፃሒ ብምግባ መፍረያይነት ብዕፅፊ ንኽውስኽ ከምዘኽኣለ ገሊፁ። ኣብቲ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መተሓባበሪ ብሄራዊ ፕሮግራም ምርምር ጣፍ ወርቁ ከበደ፥ ኣብዚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን። እቲ ክበብ ወለታዊያን ዝኾና ሃገራት ብምትሕብባር ናህሪ ሙቐት ዓለም ምቁፅፅር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝሰርሕ ኣብ መግለፂአን ኣፍሊጠን። ብፍላይ ካብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት ኣፍሪካ ጨንፈር ኢትዮጵያ ኮከስ መናእሰይ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት ኣፍሪካ ጨንፈር ኢትዮጵያ ኮከስ መናእሰይ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዩን ማሕራዊ ጉዳይን ዶክተር ኦርጎጌ ተስፋየ፣ ኣብ ሕብረተስ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ሰላምን ፀፅታን ቢኒታ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ሕቶ ኣቕሪበን Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሕቶ ከምዘቕረባ ተገሊፁ። እቲ ሕቶ ኣብ ጉባኤ “ብሪክስ ፕላስ” ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራኢሲን ፕሬዚዳንት ኣርጀንቲና ኣልቤርቶ ፈርናንዴዝ ኣብተ ጉባኤ ምስታፎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ- ኣይተ መላኩ ኣለበል Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሚኒስቴር፥ ንልዕሊ 100 ሰባት ዕድል ስራሕ ኣብ ዝፈጠረ “ፍራንኩን ኢት አውቶሞቲቭ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስትር ዶክተር በለጠ ሞላ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግናን ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ስትራቴጂካዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግናን ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ስትራቴጂካዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና አደም ፋራህን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብ ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ሊዩ ጂያንቾኦን ብዌብናር ዘተ ኣካይዶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምሩኻት ሱዳን ኣብ ኣደባባይ ቀቲሉ ብዝብል ብጦር ሱዳን ዝናፈስ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ኣተሓሕዛ ምሩኻት ብዘይተኸተለ መገዲ ወታደራተይ ቀቲሉ” ብዝብል ጦር ሱዳን ዘናፍሶ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዓለም ለኻዊ ዕቤትን…