Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ጋቦንን ቶጎን ናብ ጉጅለ ሓበራዊ ሃገራት ምዕባለ ንምፅምባር ዘቕረቡዎ ሕቶ ተቐባልነት ምርካቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋቦንን ቶጎን ናብ ጉጅለ ሓበራዊ ሃገራት ምዕባለ (ኮመን ዌልዝ) ንምፅምባር ዘቕረቡዎ ሕቶ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ተቐባልነት ምርካቡ ተሓቢሩ። 54 ኣባል ሃገራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ኮመን ዌልዝ ክልቲአን ሃገራት ተወሰኽቲ ኣባላት ተቐቢሉ ዘሎ ኣብ ሩዋንዳ…

ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ብዝገበሮ ፍተሸ ኢዩ 46 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 11 ነጥቢ…

መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታን ዶብ ዝሳገር ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መጀመሪ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ መናእሰይን ዶብ ሰገር ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ደቂ…

ግብረ ራዕዲነትን ፅንፈኝነትን ንምቅላስ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብሓባር ከምዝሰርሓ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲነትን ፅንፈኝነትን ንምቅላስ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብሓባር ከምዝሰርሓ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ኣፍሊጠን። ላዕለዎት ኣመራርሓ እተን ክልላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ክልለ ኦሮሚያ ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ቀፃሊ መጥቃዕቲታት ግብረ ራዕዲን…

ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሮኬት ጠፈር ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሳትላይት ዝሽከም ሮኬት ጠፈር ምውንጫፋ ሚዲያ እታ ሃገር ፀብፂቡ። ቴህራን እታ ሮኬት ዘወንጨፈታ ብሄራዊ ናይ ጠፈር ፕሮግራማ ንምስህሕፋሕ ብምዕላም ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ይኹን እምበር ኣሜሪካ ቴህራን ዘወንጨፈታ ሮኬት ንዕላማ…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቲ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብምግላፅ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ይሰዓር ምህላዉ ስዒቡ ስፍሓትን ኣቀማምጣ ህዝቢን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ህንፀት በዓል 5 ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብተለምዶ ጌጃ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ህንፀት በዓል 5 ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ህንፀት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ፅሬትን ተበፃሕነትን መሰረተ ልምዓታት ብምርግጋፅ ጥንኩር ስርዓትን ሃገርን ክንሃንፅ ኢና – መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬትን ተበፃሕነትን መሰረተ ልምዓታት ብምርግጋፅ ጥንኩር ስርዓትን ሃገርን ክንሃንፅ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኦሮሚያ ገሊፁ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት ንማሕበረሰብ ተረባሕቲ ዝገብሩ ዝተፈላለዩ መሰረተ…

ጦር ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ናቑጣታት ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመ ተሓቢሩ። ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክሬን ኪየብ ዝተፈፀመ እቲ መጥቃዕቲ፥ ሓደ መንበሪ ኣባይቲ ህንጻን መውዓሊ ህፃናትን ከምዝዓነዉ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ…

ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምጥንኻር ዝተረጋገአት ሃገር ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ክቕፅል ኢዩ – ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምጥንኻር ዝተረጋገአት ሃገር ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ከምዝቕፅል ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። እቶም ኣባላት ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ረብሐኦም ዝተረፎም ውሽጣዊ ልኡኻት ምስ ናይ ደገ ፀላእቲ ብምትሕብባር ኣብ…