ልዕሊ 85 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ባዕዲ ነገር ሓዋዊሱ እናሸጠ ዝነበረ ኦይል ሊቢያ መከፋፈሊ ነዳዲ ተዓሺጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ወናጎ ልዕሊ 85 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ባዕዲ ነገር ሓዋዊሱ እናሸጠ ዝነበረ ኦይል ሊቢያ መከፋፈሊ ነዳዲ ከምዝተዓሸገ መምርሒ ልምዓት ንግዲን ዕዳጋን እቲ ዞባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊት እቲ መምርሒ ወይዘሮ ምስጋና በራሶ፥ መንግስቲ ድሌት…