Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ፍሎሪዳ ኢንተርናሽናል ዩኒቨርስቲ ም ማእኸል ምርምር ማኔጅመንት ማይ ኣፍሪካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ዝተሰናደአ ኢዩ። ዕላምኡ…

2ይ ዓመት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዓመት በዓል ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣዳራሽ ባህሊ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምሃብ ተጀሚሩ። በቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፈተነኦም እናወሰዱ እንትኾኑ፥ እቲ ፈተና…

እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ እንተፀኒዕኻ ፈተናታት ዕድላት ዕብየት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፤ “ዝሃነፅናዮም…

ኢዜማ ንፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ መራሒ እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢዜማ ንፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ መራሒ እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ። ዜጋታት ኢትጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ቀዳማይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ትማሊ 26 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መረፃ፥ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ኣርክቴክት ዮሃንስ…

ዩኒቨርሲቲታ ዋቸሞን ሚዜን ቴፒ ተምሃሮኦም ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታ ዋቸሞን ሚዜን ቴፒ ብተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃሮኦም ኣመሪቖም። ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ካምፓስ ዱራሜ ብዝተፈላለየ ዘፈር ሙያ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 273 ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ…

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከምዝጅመር ቤት ፅሕፈት እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ኣኼባ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ብቀንዱ በቲ ሊግ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ብምግምጋም ንቐፀልቲ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕምጥ…

ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014( ኤፍ ቢሲ)ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ቁፅፅር ዩክሬን ወፂኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ከምዝኣተወት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ሎሚ መዓልቲ ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝገበሩሎም ገለፃ፥…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብብርኪ ክልል 4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰኒ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብብርኪ ክልል 4ይ መርሃ ግብሪ ተኻላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዞባ ኢሉባቡር ወረዳ ያዮ ኣጀሚሮም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ደኒ ያዮ ሃፍቲታት…

ረብሓ ህዝቢ ንምሕላው “ንኽእል ኢና” ብዝብል ዝተበገስናዮ ጉዳይ ጋህዲ ንምግባር ንሰርሕ ኣለና – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳትፎ ህዝቢ ብረጋገፀ መልክዑ ረብሓ ህዝቢ ንምሕላው “ንኽእል ኢና” ብዝብል ዝተበገስናዮ ጉዳይ ጋህዲ ንምግባር ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ካልኣይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልላዊ መንግስ ሲዳማ ምኽንያት…