Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ኣብ ስራሕቲ  ልምዓት ሕርሻ  ዝድሃበ መድረክ ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታት ክልላትን ዘድሃበ መድረክ ምኽክር ተኻይዱ፡፡ እቲ ምኽክር ብቀዋሚ ኮሚቴ ሕርሻን ብሚኒስቴር ሕርሻን ዝተዳለወ እንትኾን÷ ዝተፈላለዩ ኣካላት ሰብ ግደ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተገበረ እዩ፡፡ ኣካቢ…

ሕጊ ክወፅአሎምን ምምሕያሽ ኣብ ዝሓቱን ጉዳያት ምይይጥ እናተገበረሎም እንትወፁ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ጥንኩር ዓምዲ ይኸውን እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጊ ክወፅአሎምን ምምሕያሽ ዝሓቱ ጉዳያት ብመፅናዕቲ እናተፈለዩን ዕሙቕ ዘተ ኣናተገበረሎምን ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ጥንኩር ዓምዲ ከምዝኸውን ኣፈጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ተዛሪቦም። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ኣመራርሓታት ቆወምቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ጠጠው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ናብ ባህሬን ጠጠው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ጀሚሩ፡፡ አውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ባህሬን ማናማ እንትትበፅሕ÷ መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ…

ሕማም ዓበቕ ህበይ ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ኣይኣተወን – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓበቕ ህበይ” እናተብሃለ ዝፍለጥ ተመሓላላፊ ሕማም ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ከምዘይኣተወ ሚኒስቴር ጥዕና ኣረጋጊፁ። እቲ ሕማም ኣብ ኢትዮጵያ ተራኢዩ ክልተ ሰባት ናብ መፅንሒ ቦታ (ኳረንቲን) ኣቲዮም ዝብል ሓበሬታ ብጋዜጣ ሪፖርተር ወፂኡ ኣብ…

ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት ሃገራዊት ጋንታ ንምምልማል ከምዝሕግዝ ዝእመነሉ ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ እቲ ውድድር÷ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ግዛቸው መኮንን ኣመራርሓ ኮሚሽን…

ቀዳማይ ምዕራፍ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ኣብርሆት  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓደ ወርሒ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መዕፀዊ ቀዳማይ ምዕራፍ  ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣማኻሪ ማህበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ  …

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ናብ ምዕራፍ ምድላው ምእታዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ስራሕቲ ምዕራፍ ቅድመ ምድላው ዛዚሙ ናብ ምዕራፍ ምድላው ምእታዉ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም። ፕሮፌሰር መስፍን ከምዝገለፅዎ÷ ኣብ ምዕራፍ ቅድመ ምድላው ነቲ ኮሚሽን ናይ ምውዳድ ስራሕቲ ከምዝተኻየደን መርሃ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣብ ክልል ጋምቤላ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም፡፡ ኣብቲ ክልል መጀመሪ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ኣብ ወረዳ ጋምቤላ ቀበሌ ቀርሚ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያ ኣብ ድሬዳዋ ተጣይሾ ዘላ ቅድመ ምዕራፍ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብ ወ/ሮ ዳግማዊ ሞገስ ገሊጸን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ድሬዳዋ ትምስርቶ ዘላ ቅድመ- ምዕራፍ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብ ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ወይዘሮ ዳግማዊ ሞገስ ገሊፀን፡፡ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ÷ ቅድመ ምዕራፍ ናፃ ዞባ ንግዲ ዕዉት ንምግባር እናሰርሐ ምስ…

ብ4 ነጥብ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ካልኣይ ክፋል ፕሮጀክት ማይ ለገዳዲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብ4 ነጥብ 2 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ክፋል ፕሮጀክት ማይ ለገዳዲ ሎሚ ኣመሪቐን። ከንቲባ ከተማ ኣዲሰ ኣባባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ብዝገበርኦ መደረ÷ “ቀረብ ዝስተ ማይ ኣዲስ…