Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ቤት ፅሕፈት ክልላትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምዃን ኣብ ናይ ቐፃሊ በጀት ዓመት ኣንፈታት ትኹረት ብምድሃብ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ቤት ፅሕፈት ክልላትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምኻን ኣብ ዛዕባ ናይ ቐፃሊ በጀት ዓመት ኣንፈታት ትኹረት ይዛተ ኣሎ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥…

ክልላት ካብ ድጎማ በጀትን ካብ ናይ ሓባር እቶትን ዝርከቡ ኣታዊ ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሪሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ክልላት ካብ ድጎማ በጀትን ካብ ናይ ሓባር እቶትን ዝርከቡ ኣታዊ ይውስኽ ከምዘሎ ገሊፆም። እቶም ኣፈጉባኤ ኣብ መንጎ ክልላት ዝረአ ዕብየት ዘይተመጣጠነ ከምዝኾነ ገሊም። ኣብ ቀፃሊ ናይ…

ፅገና ቤተክርስትያን ላሊበላን ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኣብ ዝጠናኸረሉ ኣገባብን ዝጠመተ ዘተ  ኣብ ፓሪስ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ቤተክርስትያን ላሊበላን ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኣብ ተጠናኺሩ ኣገባብን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ  ኣብ ፓሪስ ተሳሊጡ። እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዝበፅሉ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 60 ሽሕ ትሑት እቶት ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 60 ሽሕ ዝተፀገሙ ወገናት መርሃ ግብሪ መኣዲ ምክፋል ኣካይዱ። ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ 60 ሽሕን 99 ዜጋታት ዝጠመተ እቲ መደብ፥ ልዕሊ 126 ሚልየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ መገዲ ኣየር ዓለምና ብዝበለፀ ኣፍሪካን  እስያን የራኽብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ መገዲ ኣየር ዓለምና ብዝበለፀ ኣፍሪካን  እስያን የራኽብ ከምዘሎ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ማእኸላይ ምብራቕ ከይሓወሰ ናብ 13 ሃገራት እስያ በረራ ንምጅማር ከምዝተለመ ተገሊፁ። እቲ መገዲ…

ዩኒቨርሲቲታት ብዝተፈላለየ ዓዉዲ ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ብዝተፈላለየ ዓዉዲ ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ ኣመሪቐን። ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓዉድታት ትምህርቲ ብመጀመርያ ዲግሪ፣ ካልኣይን ዶክተሬት ዲግሪን ዘሰልጠኖም  2 ሽሕን 509 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ሸሞንተ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክርን ፎረም ልምዓትን ሰላምን ብሓባር ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ሰብ ሃፍትን ፈጠርቲ ስራሕን ዝተመሰረተ ፎረም ልምዓትን ሰላምን  ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክርን  መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ  ኣካይዶ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ነበር ላዕለዎት ተቖፃፅርቲ እቲ ፎረም ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላት…

ናውትታት ሕክምና ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል መቐለ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዝተፈላለዩ ናውትታት ሕክምና ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ምእታወን ኣብ ኢትዮጵያ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ።   ናውትታት ሕክምና ሓዊሱ ዘርኢ ጣፍ፥ ከምኡ እውን መሰረታዊ ናውትታት ገዛ ዘካተተ ሰብኣዊ ርዳእታ ዝፀዓና…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳይት ፖለቲካ፣ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳይት ፖለቲካ፣ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዲዮዬ ናብ ቤት ጽሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥…

ግብፂን ተለኣኣኽቲ ህወሓትን ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምክፍፋል ይሽርቡ ኣለዉ – ተንታኒ ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂን ተለኣኣኽቲ ህወሓትን ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምክፍፋል ይሽርቡ ምዃኖም ተንታኒ ፖለቲካ ኣንድሪው ኮሪብኮ ገሊፁ። ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ዝትንትን ብፍላይ ድማ ጉዳይ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ተደጋጋሚ ትንታት ዝፅፍ ሜሪካዊ ኣንድሪው ኮሪብኮ፥ ኣብ ፅሑፉ…