ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ምጉታት ፍትሒን ምዝባዕ ፍርዲን ዝፈጥሩ ስግኣታት ግዕዝይና ከምዝተርኣዩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ምጉታት ፍትሒን ምዝባዕ ፍርዲን ዝፈጥሩ ስግኣታት ግዕዝይና እናተርኣዩ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ዝረአዩ ስግኣታ ኣመልኪቱ ዘፅነዖ መፅናዕቲ መዳርግቲ ሎሚ መዓልቲ…