ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን 27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከሲቡ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ዝጠመተ ዘተ ይገብር ኣሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ዳይሬክተራት ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ደገፍ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዝረኣዮ ብድሆታት ንምፅዋርን ኣብ ፍሪያትን ትንተና ፖሊስን ዘሎ ዓቕሚ ንምጥንኻር ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ቢዝነስ እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ነኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይደን።…
ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያን ህንድን ብዓውዲታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ህንድን ብዓውዲታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ዶክተር ባይሳ በዳዳ፥ ኣብ ደቤባዊ ህንዲ ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ትካላት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጎደናታት ኣቀባብላ ይግበረሉ ኣሎ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጎደናታት ኣቀባብላ ይግበረሉ ኣሎ። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስጢር ሰራይነት ኢትዮጵያን ዜጋታታትን ካብ ኣቦታትና ዝወረስኖ ሓድነትን ቆራፅነትን ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምስጢር ሰራይነት ኢትዮጵያን ዜጋታታትን ካብ ኣቦታትና ዝወረስኖ ሓድነትን ቆራፅነትን ኢዩ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ደሕንነትን ሕብረተሰብ ንጉጅለ ኣትሌቲክስ ኣቀባብላ ዝተለመደ ምትሕብባር ንክገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ደሕንነትን ሕብረተሰብ ንጉጅለ ኣትሌቲክስ ኣቀባብላ ዝተለመደ ምትሕብባር ንክገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓቢዪ ውፅኢት ንዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣቀባበል ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለን ኣቢያተ እምነት ብሓደ ድምፂ ንሰለስተ ደቒቕ ኣዋጅ ምስጋና ከካይዳ ኢየን – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኩለን ኣቢያተ እምነት ብሓደ ድምፂ ንሰለስተ ደቒቕ ኣዋጅ ምስጋና ከምዘካይዳ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ተመስግን” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር። ስለዝኾነ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…
Uncategorized ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ዋግኽምራ ሰብኣዊ ሓገዝ ምጉዕዓዝ ምጅማሩ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ብሄረሰብ ምምሕዳር ዋግህምራ ሰብኣዊ ሓገዝ ምጉዕዓዝ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ትዊተር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ንፈለማ እዋን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ኣብ ዞባ ዋግህምራ ኣብ ዝርከባ ወረዳታት ኣበርገሌ፣ ፃግብጂን…