ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፍሪያት ሰርናይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዘሎ ፍሪያት ሰርናይ እወንታዊ ጅማሮ ከምዘለዎ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ድምር ውፅኢት ልዑል ውፅኢት ከምዘርከብ…