ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 የካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኘበል 30 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም። ብመሰረት እዚ መራሕቲ ኬንያ፣ ሴኔጋል ፣ ሩዋንዳ፣ ሞሮኮ፣ ማዳጋስካር፣ ኣልጄሪያ፣ ኮንጎ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ቻድ ፣ ጋና ቦትስዋና፣ ናይጄሪያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልውውጥ ንግዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ጀማል በከር Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ንግዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ 2023 ናብ 200 ሚሊየን ዶላር ክብ ንምባል እናተሰርሐ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ደይሊ ታይምስ ፓኪስታን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ፈተነ ሚሳኤል ሎሚ ንጎሆ ኣካይዳ Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ፈተነ ሚሳኤል ከምዘካየደት ተገሊፁ። ፒዮንግያንግ ኣብ ወሰን ምብራቓዊ ባሕሪ ፈተነ ሓፂር ርሕቐት ባለስቲክ ሚሳኤል ከምዝገበረት ሰብ መዚ ደቡብ ኮሪያ ተዛሪቦም። ሰራዊት ደቡብ ኮሪያ እውን ንክልቲኦም ፈተነታት ሚሳኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዑል ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ንዘመዝገቡ ተምሃሮን ኣብያተ ትምህርቲን ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ልዑል ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ንዘመዝገቡ ተምሃሮን ኣብያተ ትምህርቲን ኣፍልጦ ተዋሂቡ። እቲ ዝተውሃ ኣፍልጦ፥ ንተምሃሮ፣ ኣብያተ ትምህርቲን ክፍለ ከተማታተን ከምዝኾነ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ጄሲካ ኣሉፖ ዘቲዮም Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ሜጀር ኣውፖ ጄሲካ ኣሉፖ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ዞባዊን ክልቲአዛዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ምዝዛሙ ገሊፁ Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ መበል 36 መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ምዝዛሙ ገሊፁ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እቲ ጉባኤ ብሰላም ንምዝዛም ዘኽአሉ ስራሕቲ ምስ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት አመስጊኖም Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ይሰርሓ ኣለዋ – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር እናሰርሓ ምዃነን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብሽር ኦማር ሁሩሲ ገሊፆም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካእናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ሚኒስትር፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ኣብ 2023 ንኣፍሪካ ካብ 50 ቢሊየን ዶላር ዘይንእስ በጀት ከምዝምድብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ 2023 ንኣፍሪካ ካብ 50 ቢሊየን ዶላር ዘይንእስ በጀት ከምዝምድብ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኦስማኔ ዲያጋና ገሊፆም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኦስማኔ ዲያጋና…