ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንዕውትነት ቀጠና ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ሓቢሩ ንምስራሕን ደገፍ ንምግባርን ድልዊ ኢዩ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንዕውትነት ቀጠና ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ሓቢሩ ንምስራሕን ደገፍ ንምግባርን ድልዊ ኢዩ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም።
መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “ትግበራ ስምምዕነት ናፃ…