ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መግለፂ ተዋሂቡ።
ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ እዋናዊ ኩነታት ዝገምገመ እቲ ግብረ ሓይሊ፥ እቲ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ዝግበር…