ቢዝነስ ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ Desta Feb 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ "ኢትዮጵያ ተፍሪ" ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ። እቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣጀሚረሙዎ። ኣብቲ ክልል ዘለዉ ኣፍረይቲ ዘለውዎም ፍሪያታት ኣብቲ መኽፈቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ብፍትሓዊነት ንተጠቀምቲ ንምብፃሕ እናሰርሐት ከምዝኾነት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ብፍትሓዊነት ንተጠቀምቲ ንምብፃሕ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። ብኣሰናዳእነት ትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ፕሮጄክት ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝስራሕ ሙዚየም ፕሮጄክት ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ፕሮጄክት ሙዚየም ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ኣብ 3 ነጥቢ 3 ሄክታር መሬት ዝዓረፈን በዓል ሓሙሽተ ደብሪን ፕሮጀክት እንትኸውን፥ ዓወት ዓድዋ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ተንቀሳቓ ኤግዚቢሽን ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዘሓሓለ ዓውዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ተንቀሳቓ ኤግዚቢሽን ተኸፊቱ። "ሓድጊታትና ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ሃገርና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኸፈተ እቲ ኤግዚቢሽን፥ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያን ቢሮ ባህሊ፣ ሓድጊን ቱሪዝምን ክልል…
ቢዝነስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ኢስት ኣፍሪካ ሆልዲንግ ኩባንያ ናብ ኢንዱስትሪ ፓርክነት ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ኢዩ። ኣብ ክልል ኦሮሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታት ዝዝቲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ሚኒስትራት ከምእተተኣናግድ ተገሊፁ Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታት፣ ስራሕን ፍልሰትን ዝዝቲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ሚኒስትራት ካብ ሰኑይ ጀሚራ ከምእተተኣናግድ ተገሊፁ። ኣብ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ጉዳያት ስራሕን ሰራሕተኛን ዝሰርሑ ሚኒስትራት ኣብ ሓደ ከምዝእከቡን ኣብ ጂቡቲ ዝተኸተመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ብምትሕበባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ብምትሕበባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ዶክተር ገናነው ጐፌን ክታሞም…
ቴክኖሎጂ ሰራሕተኛታት ኮሚሸን ኣውሮፓ ቲክቶክ ንከይጥቀሙ ተኸልኪሎም Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሚሸን ኣውሮፓ ቲክቶክ ንከይጥቀሙ ተኸልኪሎም። እቲ መተግበሪ ካብ ሞባይሎምን ኮምፒተራት እቲ ኮሚሽንን ንክጠፍኡ ከምዝተኣዘዘ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እቲ ውሳነ፥ ድሕንነት ሳይበር ኮሚሽን ኣውሮፓ ክብ ንምባልን ዲጂታል ሰነዳት ካብ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር ኣመልኪቱ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር ኣመልኪቱ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክለልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ፣ ከንቲባ ከተማ ሸገር ተሾመ ኣዱኛ፣ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአንኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዙሓት ፈተናታት እኳ እንተነበሩ ፅዕንቶ ናብራ ነበርቲ ዘቃልሉ…