ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና ኣምሪሑ Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ምትሕብባር ጉዳያት ንግዲ፣ ኢንቨሰትመንትን ኢኮኖሚን ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ምስ…
ቢዝነስ ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ኣለዉ Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ከምዘለዉ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኮሚሽን በዓል ሞያ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃብቱ ማሞ፥ እቲ ዕድል ንምምላስ ምስ መንግስቲ፣ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ስቪክ ኣብያተ ምኽሪን ካልኦትን ዝግበሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ። ኣብ ቱርኪ ግዝኣት ሃታይ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 4ን 5 ነጥቢ 8 ዝተዓቀነ ሓዱሽ ርዕደ መሬት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ። ብምኅንያት እቲ ርዕደ መሬት፥ ክሳብ ሕዚ ሓሙሽተ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 21 ለካቲት 2015 ዓ.ም ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ከምዝካየድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዕላማ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቢያተ እምነት ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር፣ ኣብ ሞንጎ ኣመንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ኢንተርፕራይዝ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ኢንተርፕራይዝ ዝህቦ ራብዓይ ዙር ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም 4 ሺሕ ሰልጠንቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ዝተጀመረ እቲ ስልጣና፥ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ 57 ከተማታት ዝርከባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምግታእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብገንዘብ ክሕግዝ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣፍሪካ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምግታእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብገንዘብ ንኽሕግዝ ፀዊዖም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን ንምልከቶም ዓለም ለኸ ተዋሳእቲ ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደርእይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዘሳልጦም ተግባራት ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ምስ ሓላፊት ቢሮ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኣፈፃፅሐ ሓፈሻዊ ስምምዕነት ሰላም ኣድሂቦም ተመያይጦም። ኣብ ስራሕቲ ከይዲ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚቢሽን ገልፍ ፉድ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ገልፍ ፉድ ትሳተፍ ኣላ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ካሳሁን ጎፌን ኣብ መኽፈቲ እቲ ኤግዚቪሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራብዓይ ዙር ስልጠና ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ስልጠና ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝወሃብ ተገሊፁ። እቲ ባንኪ፥ ብምትሕብባር ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ዝወሃብ ራብዓይ ዙር ስልጠና…