ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ምገባ ቤት ትምህርቲ ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምናይ ሃገር በቆል መዓልቲ ምገባ ቤት ትምህርቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ስርዓት ዕድጊት ጠለብ ምግቢ ውሽጢ ሃገርን ዞባዊ ቀረብ እሴትን ብምድንፋዕ ሃገር በቆል ምገባ ቤት ትምህርቲ ኣፍሪካ ብምርግጋፅ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ዓወት ዓድዋ ብልዑል ድምቀት ክነኽብሮ ዝገብሩ ብዙሓት ምኽንያታት የሃልዉ እምበር እቲ ቀንዲ ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንፈረንስ ሰላምን ልምዓትን ክልል ቤኒን ሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኢትዮጵያን ግዝኣት ብሉናይል ሱዳንን ኮንፈረንስ ሰላምን ልምዓትን ይሳለጥ ኣሎ። ሱዳን የብሉ ናይል ግዛት የሠላም እና የልማት ኮንፈረንስ በብሉ ናይል ግዛት ዋና ደማንን ከተማ ዛሬ መካሄድ ጀምሯል። ኣብ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቦረና ብድርቂ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታ ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዑደቶም፥ ኣብቲ ዞባ ምስ ድርቂ ተተሓሒዙ ዘጋጥም ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዝግበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝን ዴንማርክን ተዋጋእቲ ንዝነበሩ መሊስካ እግሪ ንምትካል ኣብ ዝሳለጥ ስራሕ ሓገዝ ከምዝገብራ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስ ክራ ስንድበጀርግን ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት እንግሊዝ ፓውል ዋልተር ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ፥ ብዛዕባ ዕላማ እቲ ኮሚሽን፣ ፕሮግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ። ትማሊ ኣጋ ምሸት ሰዓት 11፡26 ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 6 ኣብ ከባቢ ኣደይ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ክልተ…