ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን የውፃኣ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን ካርቱም ከውፅኣ ጀሚረን። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካጆ ባይደን÷ ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታትን ስድረኦምን ሎሚ ነታ ሃገር ለቒቖም ከምዝወፅኡ ገሊፆም፡፡ እቶም ዲፕሎማሰኛታት ጦር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዝፀንሐ ርክበን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት…
ቢዝነስ ሰላም ባስ ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ Desta Apr 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ባስ ካብ ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ትግራይ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ። ሰላም ባስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብምኽኒያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት…
ቴክኖሎጂ ኩባኒያታት ሩሲያ ብዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘተ ተገይሩ Desta Apr 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘተ ተገይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ ብኣቦ መንበር ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ኢጎር ሞሮኖዞቭ ምስ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 1 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕዳጋ ነዳዲ ብኤሌክትሮኒክስ ጥራሕ ክፍፀም ኢዩ Desta Apr 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 1 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕዳጋ ነዳዲ ብኤሌክትሮኒክስ ጥራሕ ከምዝፍፀም ቢሮ ንግዲ እቲ ክልል ገሊፁ። ብኤሌክትሮኒክስ ዝፍፀም ዕደጋን መሸጣን ነዳዲ ቅልጡፍ ንክኸውን ዝምልከቶም ኣካላት ምድላው ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀኔራል ሰዓረ መኮንን ዘህነፆ ሓውልቲን ብስሞም ዝሰየሞ ፓርክን ኣመሪቑ Desta Apr 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንነበር ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ሰዓረ መኮንን ዘህነፆ ሓውልቲን ብስሞም ዝሰየሞ ፓርክን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ህንፀት እቲ ሓውልቲን ፓርክን ኣብ ከባቢ ቦሌ ርዋንዳ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ተሃኒፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት…
ስፓርት ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኣልማዝ ኣያናን ዝሳተፉሉ ማራቶን ለንደን ዝቕፅል ሰንበት ካካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኣትሌታት ዝነሓንሑሉ ማራቶን ለንደን 2023 ዝቕፅል ሰንበት 15 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ተባዕትዮ ቀነኒሳ በቀለ ዝካፈል እንትኸውን÷ ክዕወቱ ኢዮም ዝብል ግምት ካብ ሞንጎ ዝተውሃቦም ሓደ ኢዩ፡፡ ቀነኒሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 21 ቢሊየን ብር ድጎማ ዝተገበረሉ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንኽቐርብ ቁፅፅር ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ 21 ቢሊየን ብር ድጎማ ዝተገበረሉ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንኽቐርብ ኣድላዪ ቁፅፅር ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ከበደ ላቀው፥ ንዘበነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ንግዲ ክቕፅል ንምግባር ተጓዓዢ ባዛር ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ንግዲ ክቕፅል ንምግባር ተጓዓዢ ባዛርን ፓናል ዘተን ክጅመር ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ተጓዓዚ ባዛርን ፓናል ዘተን “ምንቅስቓስ ንግዲ ሰላም ትግራይ ንዞባዊ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ዘጋጥም ድርቂ ብዘላቒ ንምፅዋር ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ተደጋጋሚ ድርቂ ኣብ ዘጋጥሞም ከባቢታት ብዘላቒነት ድርቂ ንምፅዋር ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ቢሮ ሰበኽ ሳግም እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ፥ ፕሮጀክት ድሕንነት ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ቀርኒ ኣፍሪካ (ብሪፎንስ)…