ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ አሕመድ ኣብ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ከምዝተረኸቡ ካብ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1444 ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ተዛዚሙ Desta Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ዝኽበር ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዙሓት ህዝበ ሙስሊም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ Desta Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማ መቐለ፣ ጅማ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ኣሰላ፣ ደብረብርሃን፣ ኣሶሳ፣ ባህርዳር፣ ኣዳማ፣ ሰመራ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Desta Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳራት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳራት ዝተፈላለያ ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ንመላእ ሰዓብቲ እስልምና እንኳዕ ኣብፀሐኩም ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሽሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ Desta Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ሰዓት 12:00 ንጎሆ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ሎሚ ምሸት ወርሒ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብምርኣያ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤን ኣመራርሓ እታ ከተማን ዘቲዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ኣመራርሓ እታ ከተማን ዘቲዩ። እቲ ዘተ፥ ሕውነታዊ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ምፍጣርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ልምዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል እንትኽበር ብዛዕባ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ሓድነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ ፅባሕ ዓርቢ ክኽበር ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…