ስፓርት ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ንብዙሕ ዓማውቲ ኣገልግሎት ዝሃበ ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ። ሳላዲን ሰይድ ን15 ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ጋንታን ዝተፈላለያ ጋንታታትን ምጭዋት ዝኸኣለ እንትኸውን ኣብ መበል 37 ዕድሚኢ…
ቢዝነስ ማሕበር ሞያተኛታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ መበል 20 ዓለም ለከ ጉባኤ ይሳልጥ ኣሎ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ሞያተኛታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ መበል 20 ዓለም ለከ ጉባኤ ይሳልጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር)፣ ካብ ኢትዮጵያን ሃገራት ወፃኢን ዝመፅኡ ሞያተኛታት ኢኮኖሚ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ዳባ ደበሌ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ጃፓን ዘቲዮም Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ጃፓን ኤርነስት ሩዋሙሲዮ ዘቲዮም። ክልቲኦም ኣምባሳደራት ኣብ ፃንሒቶም ምስ ካልኦት ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ብምውዳድ ንምስራሕ ምስምዕምዖም ካብ ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ – ጂቡቲ ብ730 ሚሊየን ዶላር ምምሕያሽ ህንፀት ክግበረሉ ኢዩ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ - ጂቡቲ ብ730 ሚሊየን ዶላር ምምሕያሽ ህንፀት ከምዝግበረሉ ባንኪ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ጅቡቲ ንምርኻብን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ርክብ ንግዲ ዝበለፀ ንምጥንኻር ልዑል ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባላት ኮሚቴ ቴክኒክ ትሳተፍ ኣላ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባላት ኮሚቴ ቴክኒክ ትሳተፍ ኣላ። እቲ ጉባኤ ኣብ ጉዳያት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚን ትልምን ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፈቶ ዉሳነ ተግባራዊ ገይራ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክረይን ኣንፃር ሰራዊት ሩስያ ኣብ እተካይዶ ዘላ ውግእ ክላስተር ቦምባታት ኣመሪካ ትጥቀም ከምዘላ ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ኣረጋጊፁ። ወሃቢ ቃል ሃገራዊ ድሕነት ጆን ኪርቢ ከምዝገለፅዎ፥ እቶም ኣፅዋራት ኣብ ልዕሊ መስመራት ምክልኻል ሰራዊት…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ በረራ ዝጀመረሉ መበል 25 ዓመት ኣኽቢሩ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ በረራ ዝጀመረሉ መበል 25 ዓመት ኣኽቢሩ። ኣብቲ መድረኽ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር)ን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…
ስፓርት ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብ ጃፓን ፎካካ ኣብ ዝሳለጥ ሻምሪዮና ኢትዮጵያ ብሓደ ወዲ ተባዕታይን ጓል ተንስተይቲን ኣትሌታት ብ50 ሚትሮ ሓመሳ ክትካፈል ኣያ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊት ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ዘቲዮም Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ኣገባብ ምልዛቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ብቴሌፎን ዘቲዮም Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዶሚር ዜሌንስኪ ብቴሌፎን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለካዊን ሓበራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ…