Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2023

ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ናብ ዘላቒ ልምዓት መእተዊ መገዲ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ናብ ዘላቒ ልምዓት መእተዊ መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ…

ብኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጄኔቫ ዑደት ስራሕ እናገበረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ስዊዘርላንድ ፃንሒቶም÷ ጄኔባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ንግዲ ዓለም ተዓዚቦም፡፡ እቲ መርሃ…

ድፍኢት ደም ንምንካይ ዝሕግዙ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 16 ሺሕ ሕማም ድፍኢት ደም ኣብ ዘለዎም ብዝተገበረ ፈተነ ኩሎም ምንቅስቓሳት ብቕዓት ኣካል ድፍኢት ደም ከምዝንክዩ ኣብ መፅሄት ብሪቲሽ ጆርናል ኦፍ ስፖርት ሜዲስን ዝተሓተመ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣመልኪቱ፡፡ ኣብ መሬት ብኣፍልቢ ብምህራስ ቅልፅም…

ዓመታዊ ክብረ-በዓል ቁልቢ ገብርኤል ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ-በዓል ቁልቢ ገብርኤል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣካላት ምምሕዳር፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ሕብረተሰብ እቲ ከባቢን ብምውዳድ ብዝሰርሑዎ ስራሕ ምኽባር ፀፅታ÷ እቲ በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ካብ…

ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ንዝተፈላለዩ ቦታታት ሓላፍነት ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ንዝተፈላለዩ ቦታታት ሓላፍነት ሽመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣበራ ባያታ - ኣማኻሪ መሰረተ ልምዓት ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ መሓመድ ኣብዱላዚዝ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ…

ኢኮኖሚ ዓለም ምርግጋዕ እናርአየ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ዓለም ምርግጋዕ እናርአየ ምዃኑ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ገሊፁ። ኣይ ኤም ኤፍ ኣመሓይሹ ኣብ ዘውፀኦ ሪፖርት÷ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓማቲ ብምኽንያት ዘጋጠሙዎ ዝተፈላለዩ ማሕለኻታት ቅልውላው ኣጋጢሙዎ ምፅንሑ…

ንደቂ ሰብኣያ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ መቕፃዕቲ ሞት ተፈሪዱዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ወረዳ ከታ ንክልተ ደቂ ሰብኣያ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ናይ ሞት መቕፃዕቲ ተፈሪዱዋ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ከተማ ሸገር ሎሚ ኣብ ዝወዓሎ መጋባእይኡ ደቂ ክልተ ዓመትን 12 ዓመትን ደቂ ሰብኣያ ኮነ…

ብምኽንያት ልዑል ሙቐት ዝተወለዐ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 40 ሰባት ንሕልፈት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ሙቐት ብዘስዐቦ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 40 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ኣልጄሪያ፣ ጣሊያንን ግሪክን ዘሎ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ናብ መንደራትን መዘናግዒ ቦታታትን ብምስፍሕፍሑ ህይወት ሰባት ምሕላፉ ተሓቢሩ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ…

ብጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ከባቢታት መሊስካ ንምህናፅ ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር በጀት ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ፕሮጀክት ብጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ከባቢታት መሊስካ ምህናፅ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ብጎንፂ ጉድኣት ኣብ ዝበፅም ከባቢታት  ንተግባር ዳግመ ህንፀትን ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር በጀት ኣፅዲቑ፡፡ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣብ ዝተኻየደ…

ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ ድልድላት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምንካይ ኣሽከርከርቲ ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ232 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ፈሪሶም ዝነበሩ ድልድላት ብምህናፅን ብምፅጋንን ንግልጋሎት ክፍቲ ምግባር ከምዝተኸኣለ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ጌትነት ዘለቀ…