ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴንት ፒተርስበርግ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ፅባሕ ከምዝጅመር ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዱሲያ ኣፍሊጡ። ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ÷ 49 ሃገራት ኣፍሪካ ከምዝሳተፋ ተገሊፁ። ሓጋዚ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝህነፅ ሞዴል 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ትምህርቲ ብፍትሓውነት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)÷ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፋብ ወረዳ ባቢሌ ቀበሌ ኣቦሽ ንዝህነፅ ሞዴል 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኦቦሻ እምነ ኹርናዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ሰሜን ምዕራብ ለውጢ ዝወለዶ የማናይ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ፖለቲካዊ ኩነታት ለውጢ ዝወለዶ የማናይ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። መዛዘሚ ዘተ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ እዚ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ተፈተንቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ፈተነኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገር ለኸ ፈተና ማሕበረዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ተመስገን ዲሳሳ(ዶ/ር) ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት እቲ ክልል ዝኾኑ 11 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ። ነቲ ፈተና ዝወስዱ ተምሃሮማሕበራዊ ሳይነስ ናብ ዘዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ። እቶም ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዝወሃቦም ፈተናን ትካላዊ ምድላውን ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምብራቕ ኣፍሪካ ግልጋሎት ብመሃብ ሸርፊ ወፃኢ ዘምፅእ ትካላዊ ዓቕሚ ይፍጠር ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምዕሩይነትን ምዘናን ኢትዮጵያ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ግልጋሎት ብመሃብ ሸርፊ ወፃኢ ከምፅእ ዝኽእል ትካላዊ ዓቕሚ እናተፈጠረ ምዃኑ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬት ሰርቪስ እቲ ትካል ጋሻው ተስፋዬ፥ ንፍርያትን ግልጋሎትን ላቦራቶሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ዋንግ ዪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ንክኾኑ ሸይማ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣስታት ሸውዓተ ወርሒ ዘገልገሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነበር ኲን ጋንግ ካብ መዝነቶም ከምዝተኣልዩ ተገሊፁ። ጋንግ ብዘይተገልፀ ምኽንያት ንነዊሕ እዋን ካብ ዓይኒ ህዝቢ ተሰዊሮም ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ነቲ መዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ገሊፃ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኤድሞንዶ ቺሬሊ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ሚኒስትር…
ስፓርት ኣብ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ። እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ክትራኸብ ኢያ። እዚ ፀወታ እንተስዒራ÷ ኣብ ካልኣይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ድማ…