Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2023

መርሃ ግብሪ ውድድር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ውድድር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮጵያ ቡና፣ ኣዳማ ከተማ መስ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ፣ ሻሸመኔ ከተማ ምስ ወላይታ ድቻ፣ ሀምበሪቾ ዱራሜ  ምስ ድሬዳዋ…

ብኦዲት ምርመራ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ምስ ዘይሕጋዊ ዕደጋን ምጭብርባር ታክሲን ብምዝማድ ብዝተገበረ ኦዲት ምርመራ ንምንግስቲ ዘይተኸፈለ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ እቶም ትካላት ወለድን ቅፅዓትን ሓዊሱ 12 ነጥቢ…

ንመበል ሳልሳይ ኦፕሬተር ቴሌኮም ኣብ 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ፍቓድ ንምሃብ ተተሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል ሳልሳይ ኦፕሬተር ቴሌኮም ኣብ 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ፍቓድ ንምሃብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ ኮሙኒኬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ዝግበር ካብ ሃገር ቦቆም ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሓደ ዝኾነ…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ተወካሊት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ተወካሊት ትካል ምግብን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ፍራይ ዚሙድዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ ክልቲኦም ትካላት ብፍላይ ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ…

ኢትዮጵያ ምስ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ዓለም፥ ኣብዚ ሰሙን ሰብ መዚ ዝተፈላላያ ሃገራትን መራሕቲ ዓለም ለኸ ትካላትን ኣብ…

ኣምባሳደር ኤል ኣሚን ሱውፍ ኣብ ሶማሊያ ንዝርከቡ ወተሃደራት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ወኪል ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶ0ማሊያ ኣምባሳደር ኤል ኣሚን ሱውፍ ኣብ ሶማሊያ ዝርከቡ ወተሃደራት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ እታ ሃገር ንምርግጋዕ ዓሊሞም ንዝገበርዎ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም። ኣብ ሶማሊያ ባይደዋ ልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ብምዃን ግቡኦም…

ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ፓርክ ጂን ኣፍሊጦም። ፓርክ ጂን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ደቡብ ኮሪያን ኢትዮጵያን ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ…

ኣብ 76 ወረዳታት ትግራይ ካብ 9 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ክወሃብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 76 ወረዳታት ክልል ትግራይ ካብ 9 ክሳብ 18 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ነቲ ወፍሪ ክታበት ጠሚቱ ንመድረግቲ አካላት ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ተዋሂቡ። ኣብቲ ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ተረኺቦም መልእኽቶም…

ኣማካሪ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናብቲ ባይቶ ዝቐረበ ዛዕባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብቲ ባይቶ ዝቐረበ ዛዕባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብኣማኻሪ እቲ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ምንጋዕ ሰላም ስዒቡ÷ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት መንግስቲ ፌዴራል ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…

እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን

እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን ቁጥር 1 ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁፅሪ 6 /2015 ዓንቀጽ 5 መሰረት ብምግባር÷ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ነዞም ዝስዕቡ…