ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕርሻ ክራማት ክሳብ ሕዚ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር ብዝራእቲ ተሸፊኑ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ክራማት ክሳብ ሕዚ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር ብዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክረምታዊ ሕርሻ ክሻብ 2 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ኦሮሚያ፣ ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ጋምቤላ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሲዳማን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራሚዝ ኣላክባሮቭን ቀዋሚ ተወካሊን መተሓባበሪ ጉዳያት ሰብኣዊ ጉዳያትን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንራሚዝ ኣላክባሮቭን (ዶ/ር) ቀዋሚ ተወካሊን መተሓባበሪ ጉዳያት ሰብኣዊ ጉዳያትን እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ሾይሞም። ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)÷ ኣብ ኣመራርሓ ኣፈፃሚ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንልዕሊ 53 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብስርዓት ሓበሬታ ዕዳጋ ስራሕ ኣቢሉ ንልዕሊ 53 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር፣ ዲናት ኮሌጃት ቴክኒክን ሞያን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለን ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ከተማ ይሳተፋ ኣለዋ – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኩለን ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፋ ምዃነን ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ከተማታትና ካብ ገፀር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግልጋሎት ወለንታ ልዕሊ 17 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓጋይን ክረምቲን ብዝተሰርሐ ግልጋሎት ወለንታ መናእሰይ ልዕሊ 17 ቢሊየን 644 ሚሊየን 156 ሽሕ ብር ግምት ዘለዎም ስራሕቲ ከምዝተወገኑ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። "ሰናይ ተግባር ንብራኸ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…
ቴክኖሎጂ ብዓውዲ ልምዓት ኣይሲቲን ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ብሓባር ንምስራሕን ምትሕብባር ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Aug 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ኮርፖሬሽን ትካል ኣቕራቢ ኣይሲቲ ሶሉሽንስ “ዜድ ቲ ኢ” ቻይና ብዓውዲ ልምዓት ኣይሲቲን ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ብሓባር ንምስራሕን ምትሕብባር ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ዘቲዮም Desta Aug 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሃማድ ቢን ሞሃመድ ኣል-ዶሳሪ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ…
ቢዝነስ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ንግዲን ኢንቨስመንትን ንምፍላጥ ዘለዋ ምድላው ገሊፃ Desta Aug 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ንግዲን ኢንቨስመንትን ንምፍላጥን ምስ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕን ዘለዋ ምድላው ገሊፃ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ ፕሬዚዳንትን ኣፈፃሚ ስራሕን ቤት ምኽሪ ዘላቒ ሰላምን ርክብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፖርቹጋል ንሳልሳይ ግዜ ዘጋጠማ ልዑል ባርዕ ሓዊ ንምምካት ትፅዕር ኣለ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋል ንሳልሳይ ግዜ ዘጋጠማ ልዑል ሆቦብላ ንፋስ ባርዕ ሓዊ ንምምካት ፃዕሪ ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ። ትማሊ ሰኑይ 800 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ምቁፅፃር ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ጥቓ ደቡባዊት ከተማ ኦዲሚራ ዝተወለዐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ዝተሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ንምርግጋፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ንምርግጋፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ድሕንነቱ ዝተሓለወ ምስክር ወረቐት መረዳእታ ትምህርቲ ንዝተመደቡ ትካላት ምሃብ ከምዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከምዝኾነ…