Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2023

ኣብቲ ኣዋጅ ህፀፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ሰላምን ድሕነነትን ህዝቢ ንምሕላው ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን ዕላዊ ኮይኖም። ኣብቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ክሳብ ሕዚ ኣብ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቢሮ ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ፡፡ ትርሚ እቲ መርሃ ግብሪ ንምዕዋት÷ ካብ ቅድመ ምድላው ጀሚሩ ብዝተወገኑ…

ኣብ ትግራይ ኣብ 2012 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዘይወሰዱ ተምሃሮ መስከረም ክፍተኑ ኢዮም-ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ፈተና ካብ ምቕዳሕን ስርቅን ብዝፀረየ መመገዲ ከምዝተውሃበ ተዛሪቦም። ኣብ እዋን ፈተና ዝተኸልከሉ ናውቲታት ናብ መፈተኒ ቦታ ሒዝካ…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ በጀት እቲ ክልል 56 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ በጀት እቲ ክልል 56 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ክልል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትት 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ እናካየደ ይርከብ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ በጀት ዓመት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣኔት ዌበር (ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንኽፀንዕ መንግስቲ…

ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ብዙሓት ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 932 ሜትሪክ ቶን ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ኣብቲ በጀት ዓመት ኣገዳ ደረጃ ኢትዮጵያ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 265 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ተተሊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 265 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ከምዝሃቀነ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ እቲ…

ኣብ ፍርያት ጣፍ እታወት ብምውሳኽ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እታወት ብምውሳኽ ፍርያትን መፍረያይነትን ፍርያት ጣፍ ንምድንፋዕ ዘኽእል “ሓደ ተመራፂ ፍርያት ኣብ ሓንቲ ሃገር” ዝተብሃለ ናይ ክልተ ዓመት ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብምትሕብባር መንግስቲ ኢትዮጵያ ትካል ምግቢን ሕርሻን…

ምስ ሽዱሽተ ደቁ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰደ ወላዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምብራቕ ቦረና ኣብ ወረዳ ምዕራብ ወላቡ ዝነብር ሸኽ ዓብዱረዛቕ ሓጂ ከድር ምስ ሽዱሽተ ኣባላት ስድራኡ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዱ። ሸኽ ዓብዱረዛቕ ንግዜኢ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ÷ ምስ ሽዱሽተ ደቁ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መደ-ወላቡ…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ብክልተ ዓመት ኩንትራት ከምዘፈረመት ዕላዊ ገይራ። እታ ጋንታ ንናይጀሪያዊ ሞሰስ ኦዶ ቶቹኩንን ጋናዊ ተፃዋታ ክዋሜ ኣዶምን ከምዘፈረመቶም ካብታ ጋንታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…