ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንክእወጅ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ጠሚቱ ኣብ ዝቐረበ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6 /2015 ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣኔት ዌበር ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣገዳስነት ጉዳያት ከምዝዘተዩ ገሊፆም። ኣብቲ ዘተ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሌተናል ጄኔራል ፃድቃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት እናተዛተየ ንሰለስተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋጤ ሴርሞሎ፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ብምድማፅ ኣጀንዳ ዝሓለፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት 4ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት መኽሪ እናካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ÷ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 2015 ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ትልሚ 2016ን ድሕሪ ምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን። እቶም ፕሮጀክታ ማይ ዕለታዊ ምፍራይን ዝርገሐን ከምኡ እውን ዓቕሚ ምውጋድ ፈሳሲ እታ ከተማ ክብ…
ቢዝነስ ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ድሒኑ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ከምዝደሓነ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳንን ካልኦት ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ መራሕቲ ዝተገበሩ ዘተታትን ስምምዕነታትን ዘላቒ ረብሓ ሃገር ዘሐለዉ ኢዮም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገር ወፃእ ብብርኪ መራሕቲ ዝተገበሩ ዘተታትን ስምምዕነታትን ዘላቒ ረብሓ ሃገር ዘሐለዉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ብሓገዝ ንትግራይ ሂቡ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ብመልክዕ ሓገዝ ንክልል ትግራይ ኣበርኪቱ። ብተወሳኺ ሃንፅቲ ምግቢታት ከምዝሃበ ተገሊፁ። ነቲ ሓገዝ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ከመዝተረከብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢሎም።…
ቢዝነስ ፋብሪካ ሲሚንቶ ኪው ዣ ቻይና ኣብ ምፍራይ ስሚንቶ ኢትዮጵያ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ ኪው ዣ ቻይና ኣብ ምፍራይ ስሚንቶ ድሬዳዋ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ፋብሪካ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ድሬዳዋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓትን ሓምላዋይ ልምዓትን ሓዊሱ ኣብቲ…