ኣብዚ ክረምቲ ልዕሊ 4 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ተታሒዙ ዘሎ ክረምቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓገዝ ንዝደልዩ…