Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2023

ኢትዮጵያ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ምስ ኩባኒያ ስዊድን “ሚልዮማንኒግ” ውዕሊ ኣሲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኽእለት ዝደንፈዐን ዝሰልጠነን ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ኣብ ሃገረ ስዊድን ምስ ዝርከብ ኩባኒያ “ሚልዮማንኒግ” ብሓባር ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪማ። እቲ ስልጠና ክእለት÷ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ብዝኾነ ስርዓት ኣሰራርሓ ስዊዲን…

ኣብ ቻይና እትርከብ ከተማ ሃርቢ ኣብ ኢትዮጵያ  ምስ ዝርከባ መሰታ ከተማታት ብምርሕብባር ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና እትርከብ ከተማ ሃርቢ ኣብ ኢትዮጵያ  ምስ ዝርከባ መሰታ ከተማታት ብምርሕብባር ትሰርሕ ኣላ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጉዳያት ወፃኢ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ እታ ከተማ ዡ ጓዋንጉዌ ዘቲዮም።…

ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 10 መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንኣመራርሓ ትምህርቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምምሕያሽ ዝዓለመ እንትኸውን፥ ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ጠመተ ብምግባር ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ስልጠና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት ኣፍሪካ “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ። ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ተጎዓዝቲን ኣብቲ ምርኢት ንግዲ ዝቐርቡ ፅዕነታትን ናብ ኳታር ከምዘመላልስ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023…

ብሓድነትን ብምትሕብባርን እንትንሰርሕ ውፅኢቱ ዝወቀበ ከምዝኸውን ዓወት ኣትሌታትና ንኻሊእ መምሀሪ ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓድነትን ብምትሕብባርን እንትንሰርሕ ውፅኢቱ ዝወቀበ ከምዝኸውን ዓወት ኣትሌታትና ንኻሊእ መምሀሪ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ሃንጋሪ ከተማ ቡዳፔስት ዝተኻየደ…

መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን ተረኺቦም። ብማስተዋል ኣሰፋ

ሲምፖዚየም ስግግር ፍልጠት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲምፖዚየም ስግግር ፍልጠት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሲምፖዚየም÷ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ንኢትዮጵያ ብምውካል ተረኺቦም መደረ ኣስሚዖም፡፡ ኣብ መደረኦም…

ኣፍሪካ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ናይ መከሓሓሲ በጀት የድልያ – ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋርን ንምክልኻልን ናይ መከሓሓሲ በጀት ከምዘድልያ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣፍሊጡ። ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣፍሪካ ትመርሖ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር ከምዘድሊ እውን ኣገንዚቡ፡፡ ብዋና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሓደ መንግስቲ ናይ…

ኣብ ከተማ ኣኽሱም በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ፅባሕ 24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝኸበር በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ። “ኣሸንዳ፣ ዓይኒ ዋሪን ማርያን ንዘላቒ ሰላም፣ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን" ብዝብል ቴማ ዝተካየደ ውድድር ጉያ…