ቢዝነስ ሽዱሽተ ስፍራታት ኢኮ ቱሪዝም ብዓለም ለኸ ትካል ቱሪዝም ኣፍልጦ ረኺቦም Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ስፍራታት ኢኮ ቱሪዝም ብዓለም ለኸ ትካል ቱሪዝም ኣፍልጦ ከምዝረኸቡ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴሩ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘለዊዉ ስፍራታት ቱሪዝም ንመስሕብ ቱሪስት ንክውዕሉ…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓዊሱ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክወዳደራ ኢየን Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 3፡50 ናይ ምሸት ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬ፣ ኣትሌት መዲና ኢሳን ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉን ንኢትዮጵያ በምውካል ዝሳተፋ ኣትሌታት ኢየን። ኣትሌት ጉዳፍ ብ10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሕርሻ ንትግራይ ትራክተራትን ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ትግራይ 4 ትራክተራትን 91 ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወረዳ እንደርታ ዝግበር ዘሎ ክረምታዊ መፍረያይነት ብዝምልከት ዑደት ኣሰዋሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ‘’ኣብ ቡዳፔስት ኣብ…
ስፓርት ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ ኣብ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፂኣ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና አትሌቲክስ ዓለም ኣብ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ደቂ ኣንስትዮ ዓወት ቀኒዑወን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ 1ይቲ ብምዃን እንትዛዝም፥ ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 2ይቲ ብምውፃእ ሜዳልያ ብሩር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰደ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ምትሕብባራት ኢኮኖሚ ካብ ምስፋሕ ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ በዓል ብዙሕ ወገን ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርክት ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ሕቶ መልቀቒ ደብዳበ ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ብምቕባል ሽመት ርእሰ ምምሕዳርነት ኣይተ ኣረጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም። ዑደት እቶም ኣምባሳደር÷ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዝትግበር ከባቢያዊ መሰረተ ልምዓት ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ምትሕብባር ግምገማ ንምግባር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዕዳጋ ቀረብ ሓይሊ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቁፅፅር ኣባል ሃገራ ”ብሪክስ” ክውዕል ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዕዳጋ ቀረብ ሓይሊ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቁፅፅር ኣባል ሃገራ ”ብሪክስ” ከምዝውዕል በቲ ዓውዲ ዝወፅ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን ፍርቂ ዝኸውን ቀረብ ዕድጊት ነዳዲ ዓለም ከምዝቆፃፀር እውን ኢንፎ ቴክ ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም። ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኢ ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ተኻይዱ፡፡ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ዘቕረቡዎ ሕቶ ዝተቐበለ እቲ ቤት…