ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንዝተፀገሙ ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ Desta Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ መዓልቲ ወለታዊነት ምኽኒያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ። ሎሚ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ እቲ ዕለት ምኽኒያት በምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ንዘገልገሉ ላዕለዎት መኮንናት መርሃ ግብሪ ምሃብ ዕቤት መዓርግ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ኣብቲ ትካል ንዘገልገሉ ላዕለዎት መኮንናት መርሃ ግብሪ ምሃብ ዕቤት መዓርግ የሳልጥ ኣሎ። ብቲ መርሃ ግብሪ ኣብቲ ትካል ንነዊሕ ዓመታት ንዘገልገሉላዕለዎት መኮንናትን ኣመራርሓታትን ሜዳሊያ፣ ሪቫንን ወረቐት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ናይ ዝለዓል ዝነበረ ቅርታ ሕፅረት ፓስፖርት ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ናይ ዝለዓል ዝነበረ ቅርታ ሕፅረት ፓስፖርት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ 30 መዓልታት እንትሰርሖም ዝነበሩ ስራሕቲ ዝጠመተ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ግብፂ መዘናኣ ክትፃወት ኢያ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ግብፂ መዘናኣ ሎሚ ምሸት ክትፃወት ኢያ። ኣቐዲማ ካብ ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ወፃእ ምዃና ዘረጋገፀት እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ቅድሚ መዓልቲታት ናብ ካይሮ ምእታዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን በዓላት ዘጋጥሙ ሓደጋታት ንምክልኻል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዘጋጥሙ ሓደጋታት ንምክልኻል ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝቕፅል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ወልተዊነት ዝጠመተ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወልተዊነት ዝጠመተ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብቡሳ ጎኖፋ፣ ቢሮ ገንዘብ ኦሮሚያን ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሞገስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ Desta Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ኦሮሚያን ካልኦት ክልላትን ዝኽበር ዘሎ ዕለት “ወለንታዊነት ንሃገር” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። እወንታዊ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ መኣዲ ኣንጊደን Desta Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ ሎሚ መዓልቲ መኣዲ ኣንጊደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ነበርቲ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ንሃገር ሰብ ውዕለታ ከምኡውን ትሑት እቶት ዘለዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ-መንግስቲ Desta Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዝኽበር ዘሎ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ወለንታዊነት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላ ሃገር መዓልቲ ወለንታዊነት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ብምውጋን ኢዩ እናተኸከበረ ዝርከብ፡፡ እቲ ዕለት "ወለንታዊነት ንሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሃገርን ወገንን ዝጠቅም…