ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ሃገሮም መሊሳ። እቶም ኣብዝሓ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ሶማሊያ፣ ኒጀር፣ ቻድ፣ ሱዳን፣ ባንግላዲሽን ናይጄሪያንን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ዓዲ ሊቢያ ኢማድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ ሰላምን ድሕንነትን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ብቅንዕናን ተኣማነነትን ንዘገልገሉ ኣካላት ፀፅታ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዘህነፆ ማእኸል ጀጋኑ ተመሪቑ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዘህነፆ ማእኸል ጀጋኑ ተመሪቑ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል እቲ ማእኸል ብዕሊ መሪቖም ስራሕ ኣብ ዘጀመርሉ እዋን፥ ጀጋኑና ንኢትዮጵያ ንምፅናዕ አነትቃለሱ ሓደጋ እንተጋጥሞም ቅድመ ሐዚ ዝነበረ መተሓባበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ከተማ ሞቓዲሾ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ንኣሕዋት ህዝብታት ዝረብሑ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምስፋሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ መቐመጢ ኣባልነት ንክወሃብ ተስማዕሚዐን Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ መቐመጢ ኣባልነት ንክወሃብ ተስማዕሚዐን። እቲ ውሳነ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለዎ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ማዕረ ተመሳሳሊ ደረጃ ዝህብ ኢዩ ተባሂሉ። ኣባል ጉጅለ 20 ዝኾነት ደቡብ…
ቢዝነስ 601 ፕሮጀክትታት መፅናዕቲን ዲዛይንን ምዝዛሞም ተገሊፁ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ብፌዴራልን ክልላትን 301 ሺሕ 664 ሄክታር መሬት ምልማዕ ዘኽእሉ 601 ፕሮጀክትታት መፅናዕቲን ዲዛይንን ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣፍሊጡ። ኣብ 8 ክልላት 230 ሺሕን 964 ሄክታር መሬት ዝለምዑ 594…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምኽባር ሉእላውነትን ናፅነትን ኢትዮጵያ በቢዘበኑ ጀጋኑ መስዋእቲ ከፊሎም ኢዮም-ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምኽባር ሉእላውነትን ናፅነትን ኢትዮጵያ በቢዘበኑ ጀጋኑ መስዋእቲ ከፊሎም ኢዮም ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ መክልኻል ሃገር ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ ገሊፀን። መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚብሽን ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣካይዶም Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሀድ ኣልሃምዳኒ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኤግዚብሽን ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣካይዱ። እቶም ኣምባሳደር ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ኤግዚብሽን ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ጎደና ምዕባለ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንመበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ምድላው ከምዝገበረት ኣፍሊጣ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት(ውሕመ) ምድላው ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ መግለፂ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሞቓዲሾ ኣምሪሑ Desta Sep 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሞቓዲሾ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኤደን ዓዴ እንትበፅሕ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሳላህ ኣሕመድ ጃማን…