Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2023

ግልጋሎት ጥዕና ውፅኢታዊ ዝገብር ግልጋሎት ብሄራዊ መታወቂያ ተግባራዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና ውፅኢታዊ ንምግባ ዘኽእል ግልጋሎት ብሄራዊ መታወቂያ ተግባራዊ ምግባሩ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ብምዃን እቲ ኣገልግሎት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ÷…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ዝበረታታዕ ውፅኢት እናመዝገበት ትርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ፍሉይ ጠመተ ብመሃብ ዝበረታታዕ ውፅኢት እናመዝገበት ከምትርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ዘድሀበ ዓለም ለኸ ጉባኤ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣም ኣምባሳደር ዴንማርክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ርሰ ምምሕዳር÷ ኣብ ኣተገባብራ ከይዲ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያን ዘጋጥሙ ዘለዉ…

ልዕሊ 40 ዓመታት ንዘገልገሉ መምህራን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ሞያ ምምሃር ንዘገልገሉ መምህራን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቡዜና…

እንትነገልግል ብሩህ ተስፋ ሃገርና እናሓሰብና ይኹን – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“እንትነገልግል ብሩህ ተስፋ ሃገርና እናሓሰብና ይኹን” ክብሉ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ፡፡ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣመልኪቶም…

መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ግልጋሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ፣ ሚኒስትር…

ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን – ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን ክብሉ ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ልዕሊ 38 ዓመታት ምስ ዘገልገሉ ጀጋኑ መዓልቲ…

ዋልያታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ምስ ግብፂ መዘነኦም መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም፡፡ ተፃወትቲን ኣመራርሓን እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓዘ ልኡኽ ናይ ሰነስተ ሰዓታት በረራ ድሕሪ ምግባር ናብ ከተማ ካይሮ ብሰላም…

ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ይኽእላ ኢየን – ሊ ችያንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ከምዝኽእላ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ገሊፆም። መበል 26 ጉባኤ መራሕቲ ቻይና -እስያ ኣብ ኢንዶኒዢያ ጃካርታ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…

ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ምስ ተወከልቲ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዘጋጠመ ዕንወት መሊስካ…