ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኢንድስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ተዓዚቦም፡፡ ኣብ ትካል መፍረዪ ወረቐት ኩሪፍቱ ፣ ፋብሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዝቕፅል በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተሻለ በልሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ጠለብን…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ምስ ኩባኒያ ጣሊያን ’ኢሊካፌ’ ስምምዕነት ውዕሊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ’ኢሊካፌ’ ምስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ጣሊያን ስምምዕነት ውዕሊ ምግባሩ ተገሊፁ። እቲ ኩባንያ ጣሊያን ደረጃ ፅሬት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያን ንምዕባይ ዘኽእል ስልጠና ንመሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓል ተተሓሒዙ ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር እናተገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በዓል ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዕድጊት እዋን ተግባራት ገበን…
ስፓርት ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ውድድር ዘበን 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ ሓደ፦ ጋንታታት ዌስተሃም፣ ኦሎሚፓከስ፣ ፍሪበርግን ባካ ቶፖላን፤ ኣብ ምድብ ክልተ፦ ኣያክስ፣ ማርሴ፣ ብራይተንን ኣቴንስን ኣብ ምድብ ሰለስተ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውሕመ መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት መብርሂ ተዋሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ንሰብኣዊ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መዘና ትካላት ተራኺቦም ንኽሰርሑ ኩነታት ክመቻቸወሎም ምግላፁ ኣብ ኣቡጃ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 17 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ም ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ ዶክተር መለስ መኮንን÷ ብዛዕባ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ምን ስራሕቲ መስኖ ሕርሻ ኣመልኪቶም መግለፂ…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ከምትካፈል ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 5 ሕዳር 2023 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኒውዮርክ ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮን ፍርቂ ማራቶንን ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ከምትካፈል ተገሊፁ። ኣትሌት ለተሰንበት ኣብ ዝሓፈ ዓመት ኣብ ቫሌንሲያ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ንኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ካብ 22 ነሓሰ 2015 ዓ.መወ ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፡- ኮሚሽነር ደስዬ ደጀን ወልዴ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኮሎኔል ግርማ ገሰሰ ገ/መስቀል-…