Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2023

ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ንስራሕ ዑደት ናብ ቻይና  ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ዓመታት ኣብ ዝዘለቐ ኲናት ናይ ትርከብ ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣብ ቻይና ይርከቡ። ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ናብ ኲናት ካብ ትኣቱ ጀሚሩ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ሶሪያ ኲናት ክብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ ሓለዋ ጥዕና ሓመድ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ ሓለዋ ጥዕና ሓመድን ኣብ ዓውደ መፅናዕቲ ምትሕብባር ሕርሻ ቻይና ቀርኒ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ጥዕና ሓመድ ብብርኪ ዓለም መተሓሳሰቢ ከምዝኾነ ዝተገለፀእንትኸውን÷ ልሙዕነት ሓመድ ንምሕላው…

ኣይተ ደመቀ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ክሌማዊ ለውጢ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ጎድና ጎኒ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መግስታት ክሌማዊ ለውጢን…

ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ፋብሪካታት ሽኮር ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ፋብሪካታት ሽኮር ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ። ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ንፋብሪካታት ሽኮር ትመና ንብረት ብምግባርን ሓገዝ ፋይናንስ ዝረኽቡሉን መፅናዕቲን ምርመራን ብምስራሕ ናብ ዝሐሸ መፍረያይነት…

ሓይሊ ንምርካብ እናተፀበዩ ንዝርከቡ 375 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓይሊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፀገም ቀረብ እታወት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምርካብ እናተፀበዩ ንዝርከቡ 375 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓይሊ ንምቕራብ እናተሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ግልጋሎት ሓላፊ ምትሕብባር ቀረብ ሓይሊ ኣይተ ነብዩ በየነ÷ ኣብ…

በዓል መስቀል ባህላዊ ትሕዝቶኡን ክብርታት ህዝቢ ብዘጉልህ መገዲን ክኽበር ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም ባህላዊ ትሕዝቶኡን ክብርታት ህዝብን ብዘጉልህ  መገዲ ከምዝኽበር ከይዲ ስራሕ ባህልን ቱሪዝምን ከተማ ዓዲግራት ገሊፁ። እዚ ማለት፥ “ህዝብና ኣብ ከቢድ ፀገም ከም ዘሎን ዘለናሉ ኩነታት ኣብ ዝጎዳደሉ ነገራት ከም ዘለዉ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና ዘለዋ ፖለቲካዊ ተደማፅነት ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና ዘለዋ ፖለቲካዊ ተደማፅነት ክብ ዘብል ከምዝኾነ  ነበር ተደራዳሪ እቲ ግድብ ፈቅ ኣሕመድ ነጋሽ ተዛሪቦም። መበል ራብዓይ ዙር ምምላእ ማይ እቲ ግድብ ሒዙዎ ዝመፅአ ብዙሕ ረብሓ ብዝምልከት ፈቅ ኣሕመድ ነጋሽ…

ግዕዝይና ንምክልኻል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ልዕሊ 120 ሚሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ- ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ግዕዝይና ንምክልኻል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ልዕሊ 120 ሚሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣወሃህባ…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም። እተን ትካላት ዓለም ዘለትሉ ኩነታት አንተዘይገሊፀን እቶም ፀገማት ብብቕዓት ምፍታሕ ኣይከኣልን ኢሎም።…

ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ፒኤስ ቪ ኢንድሆቭ ክገብር ኢዩ። ኣርሴናል ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘካየዶ ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ብባየርሙኒክ ብምስዓሩ ካብቲ ምድብ ምስንባቱ ይዝከር።…