ስነ-ስርዓት ምረቓ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ወታደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ ፡፡
ኣብቲ ስነ-ርዓት ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ላዕለዎት…