ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሎሚ ንጉሆ ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፀብፃብ ከይዲ ስራሕ ምቕራቡ ተገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፓውንድ ወታደራዊ ድጋፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዩክሬን ኣቲያቶ ንእትርከብ ኲናት ሓገዝ ዝኸውን 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፓውንድ ወታደራዊ ሓገዝ ንምግባር ቃል ከምዝኣተወ ገሊፁ፡፡ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፕ ቦሬል÷ ሕዚ እውን 27ቲአን ሃገራት እቲ ሕብረት…
ዝንቕ ፋና ኣብ 104 ዓመት ዕድሚአን ብፓራሹት ዝዘለላ በዓልቲ ፀጋ ዕድመ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቺካጎ ነባሪት ዝኾና በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 104 ዓመት ስመን ኣብ መዝገብ ዘደንቕ ዓለም ክሰፍር ብምሕሳብ ካብ ኣውሮፕላን ብፓራሹት ምዝላለን ተሓቢሩ፡፡ ዶርቲ ሆፍነር ዝተብሃላ እተን በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ምዝላል ፓራሹት ዝገበራ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን” ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን" ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኮሚሽን መተሓባበሪ ሰናይ ምግባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ÷ ኣቦ መንበር እቲ ኢኒሼቲቭን ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኮኒና Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ ኮኒኑ። እቲ ሚኒስቴር፥ “ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን ፀሎትና ንተጎዳእቲን ንስድራ መወትቲን ኢዩ” ኢሉ። ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም። ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጁታ ኡርፒላይነን ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ "ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንዘላቒን ፍትሓዊን መፃኢ ግዘ፤ ትግበራ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
ስፓርት ኣብ ሪጋ ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና ንዝተሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌታት ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ ኣብ ሪጋ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዝተሳተፉ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን ሎሚ ኑጉሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ “ዓውደ ምርኢት ኤክስፖ 2023 ዶሃ” ትተሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ 'ሓምለዋይ በረኻ፣ ዝሐሸ ከባቢ' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዶሃ ቢዳ ፓርክ ዝተኸፈተ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ሆርቲካልቸር ትተሳተፍ ኣላ። ኣብ ኳታር ኣሚር ሼክ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ዝተኸፈተ ዓውደ- ምርኢት÷…