ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ጂቡቲ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን 17 ግዘ ክኸውን ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ናብ ጂቡቲ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ናብ 17 ግዘ ኣዕቢዩ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሕዳር 2023 ጀሚሩ ናብ ጂቡቲ ዝገብሮ በረራ ሰለስተ ናይ ለይቲ በረራታት ብምጅማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ልምዓት ከተማ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ልምዓት ከተማ ምስ ምምሕዳር ከተማ ኣዳማ ብምትሕብባር ኣብታ ከተማ ብ100 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኹርናዕ÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ…
ቢዝነስ ኣብቲ በጀት ዓመት ክትትልክትትል ካብ ዝግበረሎም ፍርያታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ተሓሲቡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ክትትልክትትል ካብ ዝግበረሎም ፍርያታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝተሓሰበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ መስፍን ኣበበ ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከብፀሖ ዝነበረ መጥቃዕቲ ብሰራዊት ምክልኻል ፈሺሉ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከብፀሖ ዝነበረ መጥቃዕቲ ብሰራዊት ምክልኻል ፈሺሉ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ሱማሌ ወረዳ ዶሎ ኣዶ ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ሃገርን መጥቃዕቲ ንምፍፃም ብምሕሳብ 6 ጀሪካን ተቐፃፃሊ ኬሚካልን 3000 ጥይት ብሬንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅናዕቲ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣድዓ- በቾ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ መፅናዕቲን ዲዛይንን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣድዓ- በቾ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። እቲ ፕሮጀክት ብሓገዝ መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ዝውገን እንትኸውን÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምብራቕ ሸዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም (ITU) ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ጉባኤ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ 24 መስከረም 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኣፍላ መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኣፍላ መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር ዝተሰናደአ እቲ ፎረም÷"ጥንኩር ምሕዝነት፣ ትርጉም ዘለዎ ተሳትፎ መናእሰይን ኣፍላ መናእሰይን ንዝሐሸ ጥዕና" ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ጉባኤ ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ጉባኤ ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ÷ "ንባዕልኻ ዝድግፍ ስነ-ምህዳር ንምህናፅ፥ ቀፃሊ ዕድል ስራሕ፣ ልምዓት ክእለትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 34 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 34 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ኢሬቻ ኣርማ ሓድነትን ሕውነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሓላፊ ቢሮ ኮሙኑኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሃይሉ…
ስፓርት ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ። ቀዳማይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም÷ ትማሊ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ መኽፈቲ ፀወታ እቲ ሊግ÷…