Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንህንፀት “ሎጅ ቃላይ ደንቢ” እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣካል “ገበታ ንወለዶ” ዝኾነ ሎጅ ቃላይ ደንቢ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ቤንች ሸኮ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ድሕሪ 1 ዓመትን መንፈቕን ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ናብ 10 አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ካብ 7 ናብ 10 ንምዕባይ ከምዝተዳለወ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ከተማ ለንደን ናብ ዝርከብ ጋትዊክ ኤርፖርት ዝገብሮ ሓዱሽ ሰሙናዊ በረራ ካብ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም ኢዮም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ንሕብረተሰብ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ዝበረታታዕ ውፅኢት ከምዝተመዝገቡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…

ኣብ ዞባ ጅማ 530 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝኸውን ብቡን ተሸፊኑ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ 530 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝኸውን ብቡን ከምዝተሸፈነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓሮ ብቡን ካብ ሞንጎ ዝተሸፈነ መሬት እቲ 50 ሚኢታዊ ውፅኢታት…

ብሪታንያ ወታደራታ ንዩክሬን ንምልኣኽ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ወታደራታ ንዩክሬን ንምልኣኽ ድሌት ከምዘለዋ ሚኒስቴር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ብሪታንያ ግራንት ሻፕስ ኣብ ዩክሬን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገበሩ ኣርቲ ፀብፂቡ፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷…

ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ደቂ ኣንስትዮ ሪከርድ ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ እንትትዛዝም ፍሬወይኒ ሃይሉ ድማ ካልኣይ ደረጃ ክትሕዝ ክኢላ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣትሌት ሓጐስ ገብረህይወት ነቲ ርቕቐት 12 ደቒቕን 59 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ላዕለዎት ኣመራርሓን መዳርግቲ ኣካላትን በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንሕሕበር እናተገበረ ዝርከብ ምድላ ተዘዋዊሮም ተመልኪቶም።…

ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ዓለም 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ሪጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ብ5 ኪሎ ሜትሮ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣትሌት እጅጋየሁ ነቲ ርሕቐት 14 ደቒቕን 40 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ዜጋታት ተረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ዜጋታት ተመሓላሊም። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ኣብ ከረምቲ ኣዋርሕ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ሎሚ…