Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ዋዒ ፅንዓት ዕላማ ብምሕላው ክቕፅሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ  መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኢትዮጵያ ዝነኣሰ ዕላማ ኣይብሉን-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኢትዮጵያ ዝነኣሰ ዕላማ ኣይብሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ኣብ…

ንሰራዊትና ዓንዲ ሑቐ ምስ ዝኾነ ህዝብና ብምዃን ሰላምና ነቐፅል ኣለና-ሰራዊት ምክልኸል ፌዴሪኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ንሰራዊትና ዓንዲ ሑቐ ምስ ዝኾነ ህዝብና ብምዃን ሰላምና ነቐፅል ኣለና ክብል ሰራዊት ምክልኸል ፌዴሪኢ ገሊፁ። ሰራዊት ምክልኸል ፌዴሪኢ፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኢትዮጵያ ንሓለዋ ከባቢ ዝሃበቶ ትኹረት ብኣብነት ዝፅራሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ሚሮስላቭ ኮሴክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሓለዋ ከባቢ ዝሃበቶ ትኹረት ብኣብነት ዝፅራሕ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚሮስላቭ ኮሴክ ገሊፆም። ምትሕብባር ልምዓት ቼክ ሪፐብሊክ ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ምክልኻል ጠሚቱ ምስ ዝተፈላለዩ…

ሉሲታት ምስ ናይጀሪያ መዘነአን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ምስ ናይጄሪያ መዘነኣ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊያ። ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ…

ልዕሊ 160 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 160 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣ መለዋወጢ መኪና፣ ኣቑሑት ገዛ፣ ሓፂነ መፂን፣ ምንፃፋት፣ ሞባይል ቆፎታት፣ ጫማታት፣…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ጠሚተን ምስ ከንቲባ ኣትላንታ ተዛቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ጠሚተን ምስ ከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስ ተዛቲን። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ከተማታት ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ትምህርቲ፣ ስግግር ቴክኖሎጂ፣…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ተዓዋታይነት ክልቲኡ ወገን ዝተመርኮሰ ምትሕበባር ንምግባር ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ተዓዋታይነት ክልቲኡ ወገን ዝተመርኮሰ ምትሕበባር ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሺ ጂንፒንግ ተዛሪቦም፡፡ ሺ ኣብ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ድራር ብሄራዊ ኮሚቴ ድራር ርክብ ኣሜሪካን ቻይናን ብምርካብ፥ እቲ…

ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት እናተገበረ ይርከብ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምዕራብ ሸዋ፣ ምብራቕ ሃረርጌ፣ ኣርሲ፣ ምብራቕ ባሌ፣ምዕራብ ኣርሲ፣ ምብራቕ ሸዋን ካልኦት ዞባታትን ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኢዮም…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ፕሮፌሰር ገቢሳ ኤጀታ ሽልማት ብሄራዊ ሳይንስ ኣሜሪካ ብምዕዋቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮፌሰር ገቢሳ ኤጀታ ሽልማት ብሄራዊ ሳይንስ ኣሜሪካ ተዓዊቶም፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ እውን ንትውልደ ኢትዮጵያዊ ፕሮፌሰር ገቢሳ መልእኽቲ እንኳዕ ደስበለኩም ኣመሓላሊፉ፡፡ ፕሮፌሰር ገቢሳ እቲ ሽልማት ዝተዓወቱ÷ ኣብ መፅናዕቲ…