Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ቻይና ሰብ ዝሓዘት መኮራኹር ክተሕምብብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሰብ ዝሓዘት መኮራኹር ክተሕምብብ ምዃና ትካል ምርምር ጠፈር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሼንዡ - 17 ብዝተብሃለት መንኮራኹር ፅባሕ ናብ ጠፈር ዝለኣኹ ሰለስተ ተመራመርቲ÷ ታንግ ሆንግቦ፣ ታንግ ሼንግጂን ጂያንግ ዢንሊን ከምዝበሃሉ እውን ቲ ኣር ቲ…

መድረኽ ገምጋም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራ ዝሳተፉሉ መድረኽ ገምጋም ኣብ ከተማ ባህርዳር ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ እዋናዊ ዛዕባታ ክልል ኣምሓራ ከምኡ እውን ኣብ ኩነታት ፖለቲካን ፀፅታን ዝጠመተ ምኽክር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ምትእስሳር ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናት ዝኻዕበተ ህንፀት ሰራዊት ዘለዋ ብምዃና ምስታ ሃገር ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምዕባይ ከምዝሰርሑ ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ገሊፆም። መበል 116 በዓል መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቱ ታሪኽ፣ ተጋድሎን…

ንህንፀፅ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ውግንንኡ ንሕገ መንግስቲ ዝኾን ሰራዊት ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀፅ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ናፃ፣ ዘይሻራዊ፣ ዘበናዊን ውግንንኡ ንሕገ መንግስቲ ዝኾንን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ፋራህ መበል 116 መዓል ሰራዊት…

ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ልዕሊ 600 ሺሕ መናእሰይ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንፎርሜሽን ሕርሻን ፋውንዴሽን ማስተርካርድን ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ልዕሊ 600 ሺሕ መናእሰይ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ዕላዊ ገይሮም፡፡ ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ትኹረት ክገብር ኢዩ ዝተባህለ ፕሮግራም “ኤ ዲ ኢ ዋይ” 80 ሚኢታዊ…

ሉሲታት ሎሚ ምስ ናይጀሪያ መዘነአን ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘናኣ ሎሚ መዓልቲ ክትፃወት ኢያ፡፡ ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣወር ገሊፆም። ብሄራዊ መዓልቲ ሓድነት ጀርመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ።…

ሰራዊት ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ኩሉ ናይ ህዝቢ ፅኑዕ ደጀንነት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ኩሉ ናይ ህዝቢ ፅኑዕ ደጀንነት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ሌተናል ጄኔራል ሰለሞን ኢተፋ ገሊፆም። መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ምኽኒያት ብምግባር ኣባላትን ኣመራርሓን እቲ እዚ…

ኩባንያ ሱሃይል ግሩፕ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ  ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ተዋፊሩ ዘሎ ኩባንያ ሱሃይል ግሩፕ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ  ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ ኢራንን የመንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ…

ዓቕሚ ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምጉልባትን ናብ ኣመራርሓ ንምምፃእን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምጉልባትን ናብ ኣመራርሓ ንምምፃእን ይስራሕ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ውድብ ብልፅግና ወ/ሮ ዛህራ ሑመድ ገሊፀን። ሓላፊት ቤት ዕዮን ምክትል ፕሬዚዳንትን እቲ ሊግ ወ/ሮ መስከረም ኣበበ ብግደአን፥ ሊግ ደቂ…