ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ ‘ናትና ፍርያት’ ዝተባህለ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ዝቕፅል ታሕሳስ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ''ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕና ንዓድግ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 3 ክሳብ 7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ፅሬት ዘለዎ…