መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘይምንም ፀገም በረርኡ ኣብ ቻድ ንክቕፅል ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘይምንም ፀገም በረርኡ ኣብ ቻድ ንክቕፅል ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ምስ ሴክሬታሪ ጄኔራል ሚኒስቴር ሲቪል አቪዬሽን ቻድ ማሃማት ሳለህ ዱጋ ኣብ ኣዲስ…