ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጂዮርጂያ ሜሎኒ ኣተኣናጋድነት ኣብ ዝተሰናድአ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ፥ ድልድል ሓበራዊ ዕብየት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ ኢዩ። “ማቲዬ ፕላን ፎር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፥ እቲ ቅሬተ ኣካል ምስ ዝረኸቡ ኣርኪዎሎጂስት ዶናልድ ጆሃንሰን (ፕ/ር) ዘቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳራት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምስጓም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ መፋርቕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠሚቱ ንምግምጋምን ብቐፃልነት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ፓተንት ንምምሕያሽ ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጊ ፓተንት ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ዘኽእል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢትዮጵያ ልዕሊ 20 ዓመታት ሕጊ ፓተንት ምምሕያሽ ከይገበረት ምፅንሓ ዋና ዳይረክተር በዓል መዚ ኣእሙራኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ወልዱ ይመሰል ተዛሪቦም። እቲ ሕጊ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 198 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 198 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ምግባር ከምዝተኽኣለ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት 265 ሺሕን 990 ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግባር ተሊሙ ን198 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ- ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኣፈፃሚ ኮሚቴ ስራሕ እቲ ፓርቲ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ፓርቲ ንመዓልታት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕን ማእከላዊ ኮሚቴን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢዓመቱ ካብ ዝምዝገቡ ሕሙማት መንሽሮ ሕክምና ዝረኽቡ ከባቢ 12 ሺሕ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ካብ ዝምዝገቡ ሕሙማት መንሽሮ፤ ሕክምና ዝረኽቡ ከባቢ 12 ሺሕ ከምዝኾኑ ጥራሕ ከምዝረኽቡ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ፡፡ ሕፅረት መሰረተ ልምዓትን ግንዛበ ሕብረተሰብን፣ ብዝድለ መጠን ሰብ ሞያ ሕክምና ዘይምህላው፣ ንሕክምና ዝውዕሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ብስፍሓት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ጋህዲ ክኸውን ኣብ ምግባር ከይዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ብስፍሓት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ(ፕ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳራት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)ሜዳልያኣግሪኮላፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያኣግሪኮላፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን…