ኣይተ ኣደም ፋራህ ንፕሬዚዳንት ኣሶሴሽን ፈተውቲ ሃገራት ህዝቢ ቻይና ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ብፕሬዚዳንት ኣሶሴሽን ፈተውቲ ሃገራት ህዝቢ ቻይና ሚስተር ያንግ ዋንሚንግን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ፤ ጥንኩር ታሪኻ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብብርኪ…