ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ተነቢሩ Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናዚኦ ካሲስ ብምዃን እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ኣንቢሮም። እቲ ህንፃ መንበሪ ኣምባሳደር ሓዊሱ መአከቢ ኣዳራሽን ንዝተፈላለዩ…
ቢዝነስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዘቕረቦም ፍርያታት 20 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ሞንጎ ዝተለኣኹ ፍርያታት 20 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ኣፍሊጡ። ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣይተ ማቴዎስ ኣሸናፊ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ንቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም እግሪ ዝተኽልሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ንቀወምቲ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን…
ቢዝነስ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ ባንኪ ዓለም ፍቓድ ስራሕቲ ምምኻር ረኺቡ Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብፋይናንስ ባንኪ ዓለም ናይ ዝፍፀሙ ፕሮጀክትታት ናይ ምምኻር ስራሕቲ ንምክያድ ዘኽአል ፍቓድ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ምስቲ ባንኪ ኣብ ዝተገበረ ዘተ እቲ ትካል ናይ ምምኻር ሰርሑ ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ነክካይዶም ስምምዐነት…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑወን። ኣትሌት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፅኣ። ኣብቲ ርሕቐት ኣትሌት ብርቱካን ሞላ…
ስፓርት ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው፥ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ። ኣትሌት ሳሙኤል ነቲ ርሕቐት 8 ደቒቓ 24 ሰከንድን 30 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፃኢኡ።…
ቢዝነስ ሳይበር ድሕንነት እቲ ባንኪ ብምሕላፍ ምእታው ዝኸኣለ ኣካል የለን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ግዳም ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ሳይበር ምፅዋር ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣፍሉጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘሎ ጠንካራ ድሕንነት ሳይበር ብዙሓት ፈተነ መጥቃዕቲታት ሳይበር እንተነፃፀሩ እውን ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ቀረባ እዋን ተፈፂሙ ብዝተብሃለ ግዕዝይናን ምጉልእላእን ዝተጠርጠረ ሰራሕተኛ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ተጓዓዚት ተፈፂሙ ብዝተብሃለ ግዕዝይናን ምጉልእላእን ዝተጠርጠረ ሰራሕተኛ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ገሊፀን Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘለወን ክልቲኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትግበራ ምዘናን ምደባን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተጀሚሩ Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትግበራ ምዘናን ምደባን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተጀሚሩ። ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ምምሕዳር እታ ከተማ ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ በምትሕበባር ኣብ 16 ትካላት ከካይዶ ዝፀንሐ ምድላው ምዕራፍ ምዘናን ምደባን…